text
stringlengths 0
349
|
---|
ክሳብ ሰዓት 2:30 ኣብኡ ክህሉ እየ። |
ክረምቲ ኣብ ቦስተን ክሕልፎ እደሊ። |
ሓድሽ ዓሳ ከመይ ጌረ ክመርጽ ይኽእል? |
ኣብ መጻኢ ህይወትካ ጠቓሚ ሓበሬታ ዘለዎ ዓይነት መጻሕፍቲ ከተንብብ ይግብኣካ። |
ያዕቆብ ግጥምታት ምጽሓፍ ይፈቱ እዩ። |
ቅሩብ ኣሰንባዲ ኮይኑ ተረኺቡ። |
ግዳሴ ከምዝነበሮ ሓቢሩ። |
እቲ ቢንቶ፡ ንምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ክፉት እዩ። |
ኢቫ ናብ ሳዕሲዒት ምስ መን ከምትኸይድ፡ ቶሚ ኣይፈለጠን። |
እዚ መጽሓፍ ንመጽናዕትኻ ሓጋዚ ክኽውን እዩ። |
ኣዳም፡ ብቖርበት ዝተሰርሐ ጃኬት ገዚኡ። |
እቲ ላሃጃ ይፈትዎ እየ። |
ነቲ ድግስ ከምዘይትፈትዎ ፈሊጠ ነይረ። |
ርእሱ ኣምጻኣለይ። |
ጃሚ ኣሸጋሪ ኮይኑ ጸኒሑ። |
ብኽብረትካ ብዛዕባኡ ከምዝፈልጥ ግበረኒ። |
ዝኾነ ክትገብሮ ትደሊ ክትገብር ትኽእል ኢኻ። |
ስጋ ሓሰማ ይፍቱ እየ! |
ጃሚ ሎሚ ናብ ገዛይ ንኽትመጽእ ተስፋ እገብር። |
ዊልያም እንተ ደኣ ጌርዎ፡ ኣነ'ውን ኽገብሮ እየ። |
እዚኣ ፍሩታ፡ ካብቲ ኣ ትሓይሽ። |
ቻርሊ ዋዛ ነጊራትኒ። |
ጀምስ ቀልጢፉ ክኸይድ ከምዘሎዎ ንሓለቕኡ ነጊርዎ። |
ከኒናታትካ ውሰዶ። |
ሃሪ፡ ካብ ሰለስተ ሚእቲ ዶላር ንላዕሊ የድልዮ። |
ንሱ ተጻዋታይ ቴኒስ እዩ። |
ኣብኡ ኣብ'ቲ ባንኪ ይሰርሕ። |
ሃሪ ኣዝዩ ንፍዕ ሰብኣይ እዩ። |
ናብ ኡ ኣይትኸይድን ኢኻ። |
ናይ ዓለምና ናይ መጀመርታ ስእልታት ኣብ 1830ታት ዝተሳእለ እዩ። |
ብጣዕሚ ጨካን እዩ። |
ኣብ ኩሉ ፈተናታተይ ክሐልፍ ተስፋ እገብር። |
ቅሬታታት የብለይን። |
ንጃሚ ይቕረ በለለይ ክብሎ ኣለኒ። |
ናብ ቦስተን ንኽግዕዝ፡ ብ ዕቱብ እሓስበሉ ኣለኩ። |
ጆርጅ ዝተረድኦ ኣይመስለንን። |
ጆርጅ ክገብሮ ከምዘለዎ ይፈልጥ ምዃኑ ይፈልጥ እየ። |
ንሓድሕዶም ይፋለጡ ዶ? |
ብዙሕ ዝስተ ኣለና። |
ዕርክነትካ / ምሕዝነትካ ኣገዳሲ እዩ። |
ሃሪ ጽባሕ ናይ ምሕንባስ መደብ ከምዝይብሉ ገሊጹ። |
ክልተ ካብ መጻሕፍተይ ተወሲዱ ኣሎ። |
ክገብሮ ኢለ ኣይሓሰብኩን ኔረ። |
ንኹሉ ሰብ ዝኣክል ቦታ ኣሎ። |
ኣበይ ከምዝነበርኩ ን ኦሊቨር ክንግሮ ኣለኒ መስለኒ። |
ዊልያም ኣብ መንደቕ ፖስተር ጠቂዑ። |
ኣይክትፈትዎን ኢኻ። |
ማርጋረት ነቲ ስራሕ ንኽትሰርሖ ክሕግዛ ምዃኑ፡ መሓመድ ነጊርዋ። |
ንዓኣ ምፍርራሕ ኣቋርጾ። |
ነቲ ነገር ሎ መዓልቲ ኽገብሮ ኣድላዪ ከምዘይኮነ ከምዝሓሓስ፡ መሓመድ ተዛሪቡ። |
ሱሲ፡ ጃኬታ ኣብ መኪና ገዲፋቶ። |
ጀምስ ምሳና ንኽኸይድ ክዕደም ነይርዎ ዝብል ሓሳብ ክሳዕ ሕጂ ኣሎኒ። |
መዓልታዊ ብእግረይ ምንቅስቃስ ይገብር እየ። |
ሉሲ፡ ምሕንባስ ኣዝያ ትፈቱ እያ፣ ኣይኮነትን ድያ? |
ጀምስ ኣይፈትዎን እዩ ኢለ' ዶ ኣይነገርኩኻን እየ። |
ቻርሊ ክፈርሕ ኣይፈቱን እዩ። |
ሊፒስቲክ ጌርኪ ኣለኺ ዲኺ? |
ይቕረታ ናብ ጅም (ቦታ ምውስዋስ ኣካላት) ክኸይድ ኣለኒ። |
ጃክ፡ ሎም መዓልቲ ኽገብሮ ኣለኒ ኢሉ ይሓስብ። |
ሎሚ ምሸት እንተ ዘይደረፍኩ ይሓይሽ። |
ዝተርድኣኒ ይመስለኒ። |
ኣብ ኣውስትራልያ ከለኻ፡ እንታይ ከም ዝገበርካ እፈልጥ እየ። |
ኣይትግብእዮን ኢኺ። |
ከምኡ ኸምዘይትገብር ስለምንታይ ዘይነገርካኒ? |
ኣዳም ብዛዕባኡ ኽዛረብ ከም ዘይደሊ ተዛሪቡ። |
ሞዴል ክኸውን እሓልም ነይረ። |
ካባይ ብኽልተ ዓመት ጥራይ እያ እትዓቢ። |
ሓደ ሰብ እምኒ ደርብዩላ። |
ንሰባት ክትርድኦም እንተኽኢልካ፡ እዚ ዝበለጸ ኽእለት እዩ። |
"እንታይ ኢኻ ኽትፈልጥ እትደሊ?" "ኵሉ።" |
ካብዚ ዝሓሸ ኻልእ ዝገብሮ ነገር የልቦን። |
ኵሉ ሳዕ ብዛዕባ እቲ ዘጋጥመና ብድሆታት ብግልጺ ኽነግረካ እየ። |
ቻርሊ ብኸመይ ምስ ጆን ከም እተራኸቡ ንቫለንቲና ነጊርዋ። |
ቫለንቲና ምሉእ መዓልቲ ስራሕ በዚሕዋ ኸም ዝነበረ ተዛሪባ። |
እንተ ወጪጭካ፡ ክትመውት ኢኻ። |
ኣዳም ሓንሳእ ጥራይ እዩ ኸምኡ ገይሩ። |
ንነዊሕ ግዜ ኢና እንፋለጥ። |
ጆ፡ 'ኣሊስ ንጆን ከምኡ ኽገብር እንተ ዘይትፈቕደሉ እመርጽ' ኢሉ። |
ካብ ቤተ ሰበይ ዋላ ሓደ ኸምኡ ኽገብር ኣይክእልን እዩ። |
ጃክ ከም ዝሓሰወ ፍሉጥ እዩ። |
ሎሚ ስራሕ ምርካብ ቀሊል ኣይኰነን። |
ኣዳምን ሜሪን ከምቲ ሰብ ዝሓስቦ ሃብታማት ኣይኰኑን። |
ኦሊቨር፡ ብዙሕ ሰብ ከም ዝህሉ ኣይተጠራጠረን። |
ኣብዚ ሃገር ናብ ኵሉ ቦታታት ኬድና ኢና። |
ኣዛዊራትኒ። |
ካብ ሻሂ ወይ ካብ ቡን ኣምሪጾምኒ። |
ነቲ ጸገም ንኽንፈትሖ ገና ንዓዪ ኣለና። |
እቲ ሚስጢር ከቢዱካ ኣሎ። |
ሞቱ ክኸብደኒ እዩ። |
ሃሪ ኣብዚ ነገር'ዚ ኽሕግዘኒ እደሊ እየ። |
ቶሚን ቫለንቲናን፡ ተለቪዥን ምርኣይ ሰልችዩና ኢሎም። |
ናብዚ ገጾም ይመጹ ኣለዉ። |
ጆርጅ መደብ ከም ዘይብሉ ተዛሪቡ። |
ጃሚ፡ ስእሊ ቤተሰቡ ኣብ ጣውላኡ ኣቐሚጡ ኣሎ። |
መቸስ ቻርሊ ኸምኡ ኽገብር ኣይትፈቕደሉን ኢኻ። |
ከረድኣካ የብለይን። |
እንታይ ከም ዘጋጠመ ብጀኻ ጃኮብ ዝፈልጥ የለን። |
ዝዀነ ነገር ትለምዶ ኢኻ። |
ዝርድኣኒ ሰብ ዘሎ ዀይኑ ኣይስምዓንን እዩ። |
ሕጂ ኽርድኣኒ ጀሚሩ። |