text
stringlengths 0
349
|
---|
እወ፡ ምቕታል ሓጢኣት እዩ ኢለ ነይረ፡ ሓጢኣት ጌጋ እዩ ግና ኣይበልኩን። |
ኣየሐበነናን። |
ነዚ ምውሳን ንዓኻ ኸቢድ ምዃኑ ይርድኣኒ እዩ። |
ኣይትጽለልን? |
ጌርካዮ እንተዀንካ'ኸ? |
ንኦሊቨር ከለልዮ ዝኽእል መሲሉኒ ነይሩ። |
ኦሊቨር ከምኡ ብዘይምግባሩ ገሪሙኒ እዩ። |
ሓቅነቱ ኽንኣምን ዝገብረና ምኽንያት ኣሎና። |
ነዚ ኽገብሮ ኣይክእልን እየ። |
ኦስካር ክሕግዘኒ ኸም ዝደሊ ነጊሩኒ። |
ጃክን ኢቫን፡ ጉድኣት ስለዘይበጽሓኩም ተሓጒሶም እዮም። |
እዚ የድልየኒ እዩ። |
ጆርጅ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ንሜሪ በጺሕዋ። |
ንኽንዛናጋዕ ምስ ወጻእና፡ ብድሕሬና ሰራቒ ንመፍትሕ ገዛና ወሲድዎ። |
ሰዓት 2፡30 ኢኻ ኽትውድእ እትደሊ፡ ሓቀይ'ዶ? |
መሓመድ፡ ኦሊቭያ ኸም እትበኪ ጥርጣረ ኣለዎ። |
ሎሚ ምሸት በረድ ይወቅዕ ይኸውን እዩ። |
ንርእሶም ከድሕኑ ምኽኣሉ ነይሮም። |
እዚ ጽቡቕ ሓሳብ ኣይመስለንን። |
ምሳሕ ንኽትበልዕ ክንደይ ግዜ ክወስደልካ እዩ? |
ኣቦይ፡ ምሸት ዝወጸ ጋዜጣ የንብብ ነይሩ። |
ኣዳም ከም ዝበሎ፡ ዋላ ሓደ ሰብ ንማርጋሬት ክሕግዛ ፍቓደኛ ኣይነበረን። |
ጃሚ ገለ ምኽሪ ሂቡኒ እዩ። |
ዝ'ዓርከይ፡ እንታይ ደኣ ተጸዊግካ? ዘይፈልጠካ ዀይኑ እዩ ተሰሚዕኒ። |
ንሕጂ ኽንገብሮ እንኽእል እዚ እዩ። |
ደዊልካሎም ኣይትፈልጥን ዲኻ? |
እኩይ ኴንካ ኣይትውለድን ኢኻ፡ ንእከይ ግና ትምሃሮ ኢኻ። |
ነቲ ሕቶ እዚ መልሲ ረኺብካሉ'ዶ? |
ርእይቶኻ እንተ ዝደሊ ነይረ፡ ምሓተትኩኻ ነይረ። |
ንመሓዙታ ኽትሕግዝ ደልያ ነይራ። |
እቶም መሻርኽቲ ሃገራት ኣብ ፈረንሳ ሰራዊቶም ይሃንጹ ኣለዉ። |
ኣብዚ ቤት ትምህርቲ እዚ እየ ወዲአ። |
ፈተውተይ ድራር ዓዲሞምኒ እዮም። |
መሓመድ፡ ፈረንሳይኛ ዝኽእል ኮይኑ'ዶ ብሓቂ ይመስለካ? |
ካተሪን፡ ዋላ ሓንቲ ኽትሕግዞ ፍቓደኛ ኸም ዘይኰነት ንኦስካር ነጊራቶ። |
ጃሚ ዀነ ሜሪ፡ ሎም መዓልቲ ብዙሕ ዝገብርዎ ነገር የብሎምን። |
ሃሪን ሱዚን፡ ዝሓተትካዮም ዘበለ ኽገብሩልካ እዮም። |
ናይዚ መዓጾ መፍትሕ ዘለካ ንስኻ ጥራይ ዲኻ? |
ሃሪ ጽቡቕ ገይሩ እዩ ከበሮ ዝሃርም። |
ቻርሊ ይሕሱ ኸም ዝነበረ ፈጺመ ኣይፈለጥኩን። |
ኤቫ ንምንታይ ከምዝኸደት ከምዘይፈልጥ ጆርጅ ነጊሩኒ |
ብዛዕባኡ ምሕሳብ ደው ከብል ኣይከኣልኩን። |
ቶሚ ዳርጋ ወዲኡ እዩ። |
ህድእ በል! |
ቍሩብ ንዘናጋዕ። |
ኣብዚ ኵሉ ሳዕ ገለ ዝግበር ነገር ኣሎ። |
ጆን፡ ዅሉ እቲ ጁልያ ትዛረቦ ነገራት ዝኣምን ይመስለኒ። |
ኣዳምን ማርጋሬትን ለቓሕ ከም ዝደልዩ ተዛሪቦም። |
ቻርሊ፡ ነቲ ሰነድ ንመን ክህቦ ኸም ዘለዎ ርግጸኛ ኣይኰነን። |
ኣቐዲመ ናብ ገዛ ክኸይድ እኽእል'ዶ? |
ዋላ ሓንቲ እኳ ኣይሓዝኩን። |
ነዚ ኣይትንገሮም። |
መዘኻኸሪ ገዲፈልካ ነይረ። |
ጆርጅ ዘይምዃንካ ዝጠርጠረ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን። |
ሽጉጥካ ጥይት ኣለዋዶ? |
ሃሪ ደንዳኒ ምዃኑ እፈልጥ እየ። |
ጃክ ኻብ ኣሊስ እነፍዕ ምንባሩ እፈልጥ እየ። |
ዝሓረቕካ ኣይትመስልን ኢኻ። |
ቶሚ፡ ብዘይፈጸሞ ገበን ቅትለት'ዩ ብማሕነቕቲ ተቐጺዑ። |
ስለምታይ ኢኹም ነቶም ኣወዳት ኣብ ማኪና ሰቒልኩምዎም? |
ኣብ ቀዳመ-ሰንበት ኣይሰርሕን እየ። |
ኣዳም መዓስ ዝመጽእ ይመስለኩም? |
ሃሪን ኤማን ከምኡ ከምዝገብሩ ኽገብር እየ። |
ጆ ምስ ተነግሮ ቐልጢፉ ዝኸይድ ይመስለኒ። |
ብኣይ ክትስሕቕ ስለ ዘይደሊ ዘይኰነስ፡ ኣነ ብኣኻ ኽስሕቕ ስለ ዝደሊ እዩ። |
ግዜይ ብሓቂ ተጥፍኣለይ ኣለኻ። |
ጥቓኡ ደው ኢላ ነይራ። |
እቲ ኣብ ጸሊም ባሕሪ ዘሎ ማይ፡ ናይ ብሓቂ ጸሊም ድዩ? |
እባ፡ ክነግረካ ዝደልዮ ነገር ኣሎኒ። |
ቻርሊ ነዚ ኽገብሮ ኸምዘይከኣለ ነጊርኒ። |
እንተደሊኻ ፍርቂ ፓኒኖ ክህበካ እየ። |
ነዚ እትግደሰሉ መሲሉኒ ነይሩ። |
ሰሙን ሰሙን ዓሳ እበልዕ እየ። |
ተሰዓዒምና። |
ንገረኒ፡ ንገረኒ እባ። |
ጃኮብ ሕነ ኽፈዲ ኸም ዝደሊ ነጊሩኒ። |
ካበየናይ ሸነኽ ካናዳ ኢኻ መጺእካ? |
እዚ ጋራጅ ክንደይ ማካይን ይሕዝ? |
ጃኮብ ብፍቓዱ ኽወጽእ ዘለዎ ይመስለኒ። |
ኣዳም ክሳዕ ዝርከብ ምድላይ ኣነቋርጽን ኢና። |
ምሳኻ ክኸውን ከለኹ፡ ንዓይ ዕረፍተይ እዩ። |
ንዓለም ክቕይራ እደሊ እየ። |
ኦሊቨር ባዕሉ ኸም ዘይገብሮ እፈልጥ እየ። |
ሎሚ መዓልቲ ብዙሕ ነገር አባላሹ ኣለኹ። |
ቶሚን ካትሪንን፡ ናቶም ጌጋ ኸም ዝዀነ ኣሚኖም። |
ካብ ሰዓት 2፡30 ኣትሒዘ ኣይደቀስኩን። |
ክሓጽቦ እየ። |
ነቶም ጻጸ ኸጽርዮም እጽዕር ኣለኹ። |
ኦሊቨር እንተወሓደ ሰብነቱ ኽሕጸብ ኣለዎ። |
ኦሊቨር ናብ ኣውስትራልያ ኽግዕዝ ከሎ ወዲ ኽንደይ ዓመት ነይሩ? |
ንደቀይ ዳርጋ መዓልቲ መዓልቲ ናብቲ መናፈሻ እወስዶም እየ። |
ቻርሊ፡ እቲ ዝደልዮ ነገራት ንምዕዳግ $300 ኸም ዘይኣኽሎ ተዛሪቡ። |
እቲ መርዚ ድሮ ኣብ ሰብነቱ ተዘርጊሑ እዩ። |
ጆ፡ ህይወት ከቢድዎ ኣሎ። |
ስምዒቱ ዝጐዳእክዎ ይመስለኒ። |
ስለምንታይ ከምኡ ኽትገብር ከም ዘይደለኻ ኣይተረድኣንን። |
ኤማ ነቲ ፊልም ከም ዝፈተወቶ ነጊራትኒ። |
እንታይ ከም ዝሰማዕካ ንገረኒ። |
ኣሌክስ ሓገዝ ኣድልይዎ ነይሩ። |
ኦሊቨር፡ ወትሩ ብዛዕባ ምኻድ ከም ዝሓስብ ተዛሪቡ። |