text
stringlengths 0
349
|
---|
እቲ ጸወታታት በቲ ማሕበር ይምደብ። |
ከማይ ዝበሉ ብዙሕ ሕልምታት ዘለዎም ሰባት ብቐሊሉ ኣይቀንኡን እዮም። |
እቲ ማሽን ጽቡቕ እዩ ዝዓዪ ነይሩ። |
ኣብዚ ሰሙን ባድላታት ኣብ ዕዳጋ ብሕሱር ዋጋ ይሽየጥ ኣሎ። |
ከዕቍባ ሓላፍነተይ እዩ። |
ምስ ኣቶ ብራውን ክንሰርሕ ተሰማሚዕና። |
ጃክ፡ ካብቲ እተኣዘዘሉ ብልቃጥ መድሃኒት፡ ከኒና ወሲዱ። |
ዝፈትዋ ተዋሳኢት ኣብ ዝመጽእ ጽድያ ንሓደ ሙዚቀኛ ኸም እትምርዓው ኣብዚ መጽሔት ኣንቢበ። |
ጆርጅ ናይ ኣንበሳ፡ ኣነ ድማ ናይ ድቢ ባምቡላ ተሸሊምና። |
ሰራዊት ጀርመን፡ ነተን ኪዳን እተኣታተዋ መንግስታት ኪስዕር ናይ መወዳእታ ውግእ ገይሩ። |
እዚ ቴማ'ዚ፡ ብዝርዝር ክግለጽ ኣለዎ። |
'ዝያዳ ምቾትን ድሕንነትን ንምርካብ ገዛ ቐይሮም። |
ክፋል ክንፊ እታ ነፋሪት ወዲቑ። |
ንዅሉ ተግባር ማዕረ ግብረ መልሲ ኣለዎ። |
ኣብ ጃልባታት ዘለዉ ወተሃደራት በቐሊሉ ኽጥቅዑ እዮም። |
እቲ ክትገብሮ ዝሓሰብካ ዋጋ ኸም ዘለዎ እፈልጥ እየ። |
ከምቲ እተጻሕፈ፡ እተን ኣዕዋፍ ከጥቅዕና ይዳለዋ ኣለዋ። |
ደሃይ ድምጽኺ ናይ ሲረን መዝሙር እዩ ዝጥዕም። |
ቬነስ ካብ ምድሪ ቝሩብ ትንእስ፡ ማርስ ድማ ካብ ፍርቂ ምድሪ ትዓቢ። |
ሰላምታ ምሃብ መሰረታዊ ስነ ስርዓት እዩ። |
ሓቂ ብመንጽር ሃይማኖት፡ እቲ ንነዊሕ ግዜ እናተሰጋገረ ዝመጸ ርእይቶ እዩ። |
ወለድኻ ብገንዘብ ክሕግዙኻ ፍቓደኛታት ክነሶም፡ ስለምታይ ኢኻ ናይ ትምህርቲ ወጻኢታት ባዕልኻ ክትከፍል እትደሊ? |
ኣብ ጃፓን ዳርጋ ዅሉ ሰብ መሕጸቢት ማሽን ኣላቶ። |
ሓሙሽተ ሚእቲ ወተሃደራት ናብታ ኸተማ ኣትዮም፡ ትሕቲ ፍርቂ ድማ ድሒኖም። |
ኣብ መንጎ ሳሞራይን ኒንጃን ዘሎ ፍልልይ እንታይ እዩ? |
ኣብ ጸወታ ዅዕሶ ኣመሪካ፡ ተኸላኸልቲ ኣገዳሲ እጃም ኣለዎም። |
ኣቦይ መዓልቲ መዓልቲ ናብኡ ኽዝውር ስለ ዘይደሊ፡ ገዛ ኺራይ ይኸፍለለይ እዩ። |
ነቲ ቸኮላታን ቡሮን ኣምኪኽካ፡ ጽቡቕ ጌርካ ኣሕብሮ። |
ንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ፡ ምስ ንጉስ ስዊድን ኣዝማድ እዮም። |
እዚ ሰሌዳ መጻወቲ'ዚ፡ ብእተኻእለ መጠን ኵሉ ጸዋታ ኽሳብ ኣጋ መወዳእታ ክበጽሕ ተሓሲቡ እዩ ተዳልዩ። |
ካሮልን ጀንን፡ ኣብ ስራሐን ረሲዐናኦ ኽኸውን ኣለዎ። |
እቲ መሸጢ ህያብ ኣብ ካልኣይ ደርቢ ይርከብ። |
ጆ፡ጽቡቕ ዕድል ንኽኾነሉ፡ እግሪ ማንቲለ ሒዙ ይዘውር። |
ቶሚ ሓደ ፓውንድ ሳላጣ ገዚኡ። ቴክሳስ እንድዩ። ክልተ ፓውንድ ግበሮ። |
ቅንዕ ኢልካ ኸይትርእየኒ፡ ክቐትለካ እየ። |
ጆርጅ፡ ኦሊቨር ጕስጢ ኽምሃር ይደልዮ እዩ፣ ኦሊቭያ ግን ሓደገኛ እዩ ኢላ እያ እትሓስብ። |
ብእምነት ኣይሁድ'ያ ኣዕብያቶ። |
ብዙሓት ኣመሪካውያን ምስ ፕረሲደንት ዊልሰን ይሰማምዑ እዮም። |
ኣብቲ ኣኼባ ከለኹ ከብደይ ጕርምርም ክብል ጀሚሩ። ሓፊረ። |
ሎሚ እታ ሓዳሽ ቆጽሊ ጠጢዓ። |
እቲ ሕክምና ከቐንዝወኒ ድዩ? |
ኣብ ናይ ሓወይ ክፍሊ ዘሎ ኹሉ ፕላስቲካት ብገመድ ኣታሓሒዛናዮ፡ ካብኡ ሓወይ ክድቅስ ኢሉ መብራህቲ ምስ ዘጥፍኣ ንስሕቦ። |
እታ ኣውቶቡስ ጥራሓ እንከላ፡ ኣብ ጥቃይ መጺኡ ኮፍ ኢሉ። |
እቲ ዝገደደ ድማ ክዘንም ጀሚሩ። |
ኦሊቭር፡ ውቃጦ ምስሊ ሽክና ኣብ ኣፍ ልቡ ኣለዎ። |
ካርሎስ፡ በሊሕን መሃዝነት ዘለዎ ሰብን እዩ። |
ብዛዕባ'ዚ ኣጋጣሚ'ዚ ዝሃብዎ ሓበሬታ ዘጠራጥር እዩ። ነዚ ጕዳይ እዚ ብዝያዳ ኽንርእዮ ዘሎና ይመስለኒ። |
ኣይትዛረበሉ ደኣ እምበር፡ ውሽማ ኣላቶ። |
እታ ነፋሪት ኣብ ሰዓት ሓሙሽተ ሚእቲ ኪሎ ሜተር ትኸይድ። |
ልቢ ዝትንኪ ግጥሚ ሰዲዱልና። |
ካትሪን፡ ናብ ዕዳጋ ኽትከይድ ደልያ። |
ንሓጋይ ዝኸውን ነዳዲ ይውዳኣና ኣሎ። |
ኣልበርት፡ ኣብ ንግዲ ወጻኢ ይነጥፍ ስለዘሎ ወትሩ ይጉዓዝ እዩ። |
በጃኻ እንዶ ዓሊ፡ ኣይተላግጽ። |
ጒጅለ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት፡ ነቲ ዘካይድዎ ፈተነ ብመዝገብ ንኽሕዝዎ ተዳልዮም። |
ናይ ዓያሹ ውድድር እንተ ዝህሉ ነይሩ፡ ቀዳማይ ንምውጻእ ስለ ዘይትበቅዕ ካልኣይ ምወጻእካ ኔርካ። |
ኣነ መን እየ፥ ጽምብላሊዕ ዝኾነ ዝመስሎ ፈላሲ፡ ወይ ፈላሲ ዝኾነ ዝመስሎ ጽምብላሊዕ? |
ብዙሓት ተሳፈርቲ፡ ሳልሳይ ደረጃ ቃጸሎ ኣጋጢሙዎ። |
ጎይታ ድማ ንሙሴን ንኣሮንን ኣብ ምድሪ ግብጺ ኸምዚ በሎም፥ እዛ ወርሒ እዚኣ፡ መጀመርታ ኣዋርሕ ትኹነልኩም። ካብ ኣዋርሕ ዓመት ቀዳመይቲ ትኹነልኩም። |
እንታይ ደሊኻ መጺእካ? ኢሉ ነቲ ወዲ ሓተቶ። |
ጽቡቕ እንተተመጊብካ፡ ምንቅስቓስ እንተገይርካን መዓልታዊ ድማ ማይ እንተሰቲኻን እውን፡ ሓዲ መዓልቲ ሙማትካ ኣይተርፍን እዩ። |
ኣብ ቦርሳኣ መፍትሕ እናደለየት ከላ፡ ኣጥቂዕዋ። |
እቲ ፍሽኽ ኢሉ ዘሎ ወዲ ማርከስ እዩ። |
ዋላ'ኳ ብዙሕ ዕንቅፋታት እንተ ነበረ፡ ካብቲ በዓቲ ኣምሊጥና። |
ተመሳሳሊ ኣሰር ኣጻብዕቲ ዘለዎም ክልተ ሰባት የለውን። |
ጀምስ፡ መሃንድስ ስርዓታት እዩ። |
ኣቻዮ፡ ኣብ ህንጸት ብብዝሒ እንጥቀመሉ ንዋት እዩ። |
መወዳእታ እቲ ፊልም ክርኢ ምደለኹ፡ ግን ክኸይድ ነይሩኒ። |
ካብ ጨንፈሮም ንዝመጸ ዝኾነ ተወካሊኦም፡ ጽቡቕ ጌርኩም ሓዝዎ። |
ኣኮኡ ንወዲሓዉ ዘገርም ሰብ እዩ። |
ድሕሪ ምግቢ ቸኮላታ ዝፈሰሶ ጃላቶ ትደሊ'ዶ? |
እቶም ቆልዑ፡ ስኖም ዝሓጽቡ ዘለዉ የምስሉ ኣለዉ። |
ንብምሉኡ እቲ ህንጻ ዘገልግል መርበብ ዘርጊሖም። |
ኣብ ውድድር ቁንጅና ክትሳተፍ ሓሲባ ኣላ። |
ኣብ መንጎ እቲ ቕትለታት ምትሕሓዝ ክህሉ ኣለዎ። |
ኣንበሳ ንጉስ ጫካ እዩ። |
እቲ ሽሑር ብብሩራዊ ጥይት ተወቒዑ። |
ሓድ ጽቡቕ ዝብሃል መወዓውዒ፡ ነቲ ኣቕሓ ኸም ዝሽየጥ ኽገብር ኣለዎ ኢለ እሓስብ። |
ትእዛዝካ ንምርግጋጽ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጠውቆ። |
ካብ መስኮት ናብ ደገ ወይ ናብ ሓዊ ወይ ሰባት ክረግጽዎ ናብ ዝኽእሉ ዝኾነ ቦታ ጡፍ ምባል ጽቡቕ ኣይኮነን። |
እቲ ሎሚ ዘሎ ወለዶ መስሓቕ ሓሳባት ኣለዎ። |
ኣቦይ፡ እልምነካ ኣለኹ። በጃኻ ብጽቡቕ ኣዘራርቦ። እቲ ምሕዝነት፡ እዚ ንዓይ ብቓላት ክገልጾ ዘይክእል ኣዝዩ ክቡር እዩ። |
ኢቫ፡ ናብ ኲዑሶ ክሪስታል ጠሚታ። |
ነታ "ባት ማን ቢግንስ" ዘርእስታ ፊልም ሪኢኻያ'ዶ? |
መቕረበይ ሓሽሽ ለሚዱ። |
ኣብ ከተማይ፡ መጠን ሙቐት ሓደ ዲግሪ ልዕሊ ባዶ ኮይኑ ኣሎ። |
"ነዚ ጽቡቕ ሓሳባት ከመይ ገይራ እያ እተምጽኦ?" "ሓቂ ዘረባ፡ ኣነ እውን ይገርመኒ እዩ።" |
ንዓኣ ጥራይ ክትረብሕ እያ እትደሊ። |
እቲ 'ኮርኔት-ትሪዮሎጂ' ካብ ናይ ጀላቶ ስም እዩ ተወሲዱ። |
ኣብ ጠላዕ፡ ሓሙሽተ ካርድ ኣብ ሓደ እንተ ኾይኑ ፍላሽ ይብሃል። |
ሎሚ ብዙሓት መንእስያት ክኸፍልዎ ኣብ ዘይክእሉ ዕዳ ክረዲት ካርድ ይኣትዉ እዮም። |
እታ ደርፊ ንሓደ ፍሉጥ ተዋሳኢ ተዘክረኒ እያ። |
እቲ ማእከል፡ ኣብ ክረምቲ ንኽልተ ወርሒ ኽዕጾ እዩ። |
ናይ ጄምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣታዊ፡ ልዕሊ ሰላሳ ሽሕ ዶላር እዩ ነይሩ። |
ባርባራ፡ ፈረንሳይኛ ኸም እትዛረብ ረሲዐዮ ነይረ። |
ካብ ብኣየር ብፍጥነት ምጕዓዝ፡ ሰዓታት ኣጥፊእካ ብመሬት ምጕዓዝ ይሓይሽ። |
እዚኣ ጓል ጓልኪ ኒና እያ። |
እዚ ነቲ ናይ ጥንቲ ሓቂ የረጋግጸልና፥ ውግእ ጥቕሚ የብሉን። |
እቲ ዓሳ ኣብ ኣፍንጫኡ ኵዕሶ ከቐምጥ ይኽእል እዩ። |
ኣብ መንጎ ቅኑዕ ቃልን ቅኑዕ ዝመስል ቃልን ዘሎ ፍልልይ ናይ ሰማይን መሬትን እዩ። |