text
stringlengths 0
349
|
---|
ቻርሊ እንታይ ከም ዝገበርካ ይፈልጥ እዩ። |
ጆርጅ ሕጂ እውን ነተን ደርሁ ዝብላዕ ኣይሃበንን። |
ኣዳም ስለምንታይ ከም እተሓጐሰ እፈልጥ እየ። |
ኣነ ኸም ዘይገበርክዎ ትፈልጥ ኢኻ፡ ሓቀይ'ዶ? |
ካርመን ድራር ክትሰርሕ ከላ ቻርሊ ኸኣ መኣዲ ይቕርብ ነይሩ። |
ኣሊስ ክሳዕ ሕጂ ማኪናኣ ኣይሓጸበታን። |
እቲ ናይ ፈለማ መደብና ንኽንቕየር ግዲ ኢለዮም። |
እቲ ሰብኣይ ኣመና ኻብ ምርጓዱ እተላዕለ ባዕሉ ኽንቀሳቐስ ኣይክእልን እዩ። |
ህይወት ይጠፍእ ኣሎ። |
ኦስካር፡ ዓርኪ ኦሊቭያ መን ምዃኑ ኣይፈልጥን እዩ። |
ኦስካር፡ ንጆን ማኪና ምዝዋር ንኽትምህሮ ንኤቫ ኣእሚንዋ። |
ስለምንታይ ኣብ ኣውስትራልያ ኽትነብር ደሊኻ? |
ካርመን ብዛዕባ ስራሕ ክትዛረብ ከም ዘይትደሊ ተዛሪባ። |
ሃሪን ላውርን ነዚ ኽገብርዎ ዝኽእሉ እንተነይሮም ርግጸኛ ኣይኰንኩን። |
ሃሪን ሜሪን እቲ ኽገብርዎ ደልዮም ዝነበሩ፡ እዚ ኸም ዘይኰነ ተዛሪቦም። |
ነቲ ሓቂ ክቕበሎ ኣይከኣልኩን። |
ሓብተይ ንፍዕቲ እያ! |
እዚ ነገር ጽቡቕ ከምዘይመስል እፈልጥ እየ። |
በብግዜኡ እናተቐራረብና መጺእና። |
ክዕወተሉ እየ። |
ማርጋሬት ነዚ በይና ኽትገብሮ ድያ? |
ዊልያምን ኦሊቭያን መዓስ ክኸዱ ሓሲቦም ከምዝነበሩ ኣይሓበሩን። |
ናብቲ መደብር ንምብጻሕ ክንደይ ወሲዱልካ? |
ኣብ ኢዱ ርሳስ ሒዙ ነይሩ። |
ጃኮብ ብዛዕባ እቲ ዘጋጠመ ጌጋ ተሓታቲ ኸም ዘይከውን ተስፋ ገይሩ ነይሩ። |
ላውር፡ ጃሚ ኸምዚ ኽገብር ከሎ እንተትርእዮ ምተገረመት ነይራ። |
ዝጀመርካዮ ነገር ክትውድኦ ኣሎካ። |
እዛ ኣውቶቡስ ናብ መደብር ባቡር ትኸይድ ድያ? |
ኣይፈለጥካን? |
ኣምላኽ እዩ ፈጢርዎ። |
ኣዚና ስግንጢራት ኢና። |
ጃኮብ ገለ ጌጋ ዝገበረ ይመስለኒ። |
ቻርሊ ናብ ናይ ኣሊስ መርዓ ንኽኸይድ መደብ የብሉን። |
እትፈትዎ ኣይመስለንን። |
እንታይ ከም ዝገበረ ንርእሰይ ሓቲተያ። |
ኣብዚ ዄንካ ንቦስተን ጽቡቕ ክትርእያ ኢኻ። |
ብኸመይ ሸውሃተይ ኽቈጻጸር ከምዝኽእል እንተዝፈልጥ ባህ ምበለኒ ነይሩ። |
ኣነ እንታይ ከም ዝፈቱ ነጊረዮም እየ። |
ነዚ ብእግሪ ዝስዕሳዕ ሳዕስዒት ጽቡቕ ጌርካ ትኽእሎ ኢኻ። |
ብዙሕ ኣይወስድን እዩ። |
ሓንኳል እየ። |
እቲ ማይ ቡምባ ተኸፊቱ ይፈስስ ኣሎ። |
መሓማድ፡ ክዕወት ትጽቢት ከምዝነበሮ ተዛሪቡ። |
ብዛዕባ እቲ ጕዳይ ንዝዀነ ሰብ እንተተዛሪበ፡ ኦስካር ክቐትለኒ እዩ። |
ኦሊቨር፡ ኣብ እንግሊዘኛ ተሪፉ እዩ። |
ኣና ንኽትከይድ ዊልያም ኣይደለየን። |
ንኻልእ ንዋላ ሓደ ሰብ ኣይነገርኩን። |
ኣብዚ ጕዳይ እዚ ንዓዪ ኣለና። |
ፖሊስ፡ ንሳ ገይራቶ ኢሎም ጠርጢሮሙዋ ኣለዉ። |
ሕነ ቐስ ኢልካ እንተ ፈደኻዮ እዩ ዜሐጒሰካ። |
ውርደት ተብጽሓለይ ኣለኻ። |
ቀሊል እዩ ዝመስል። |
ከይዱ። |
ቶሚ ኣብዚ ኣብ ኣውስትራልያ ሕጕስ ከም ዘይኰነ ተዛሪቡ። |
እቲ ኣኼባ ኽንደይ ግዜ ወሲዱ? |
ብኽብረትካ ዓሳ ኣምጽኣለይ። |
ቶሚ ብዛዕባኡ ኽዛረብ ኣይደለየን። |
ከመይ ጌርካ ኢኻ ትጻወሮም? |
ሜሪ፡ ቍጽሪ ተሌፎና ንመሓመድ ክትህቦ ኣይደለየትን ነይራ። |
ነዚ ደብዳበታት ኣበይ ክሰዶ ይኽእል? |
ክንድዚ ሕማቕ ኣይነበረን። |
ቶሚ ሎሚ እውን ኣብ ቦስተን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣሎ። |
እቲ ስእሊ ቅብኣ ናይ ሓቂ ምዃኑ ተረጋጊጹ እዩ። |
ከምኡ ክኸውን ብሓቂ ተስፋ ንገብር ኢና። |
መሓመድ፡ ነቲ መስኰት ሰይርዎ። |
ጄምስ ምሳና ናብቲ ቤተ መዘክር ክኸይድ ከም ዘይደሊ ነጊሩኒ እዩ። |
ኣብ 1970 ኣብ ሓደ ወርሒ ፍልልይ ዝተወልዱ እዮም። |
በቲ ጃክን ሱዚን ዝገብሮ ነገር ኣይግደስን እየ። |
ኦስካር ኵሉ ግዜ ጥዑም እዩ፡ ኣይኮነን ድዩ? |
ኣይጠፋእናን። |
ኣብ ቦስተን ከመይ እዩ? |
ምስ ሓው ፈላልየ ኸለልዮም ኣይክእልን እየ። |
ኣሌክስ ነቲ ነገር ደጋጊሙ ከተግብር ከምዝኽእል ሞኒካ ትፍልጥ ከም ዝነበረት ተዛሪቡ። |
ጆርጅን ካትሪንን፡ ንዓኻ ከምዘይገዝኡልካ ተዛሪቦም። |
ሎሚ ዕረፍቲ እየ። |
ብዛዕባ እቲ ሓዳር እቲ ብዙሕ ዘረባታት ነይሩ እዩ። |
ጽባሕ ክሓትቶ እየ። |
ሉሲ በይና ኸምኡ ገይራ ኣይትፈልጥን እያ። |
ሕጂ እውን ጃኮብ ኣበይ ከም ዝነበር ኣይፈለጥናን። |
ኣሊስ፡ ማኪና ኣበይ ከምእትዕሽግ ትፈልጥ ከምዘይነበረት ሓቢራ። |
እቲ ኣቦ ዓሳ ኽገፍፍ ከይዱ። |
ጄምስ ብሕማቕ ድዩ ተቐጥቂጡ? |
ኣብቲ መዐሸጊ ማካይን በይና ጠጠው ኢላ ነይራ። |
ግራንት ዘይጥለም ቓል ክኣትወሎም ኣይደለየን። |
ርግጸኛ ዲኻ? |
ንኸልበይ ኣብቲ መናፈሻ ኣብ ዘሎ ገረብ ኣሲረዮ። |
ይግባይ ክሓትት እየ ኢላ። |
ኦስካር፡ ላውር ኣይስዕርን እዩ ኢሉ። |
ጆርጅ ከም እተኻሕደ ገሊጹ። |
እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ኽፉት ኣሎ። |
ዝመውት መሲሉኒ ነይሩ። |
ጃክ፡ ሜሪ ኽትስዕር ስቕ ኢሉ ኣይርእያን እዩ። |
ቻርሊ፡ ንኽኸይድ ክሓድገኒ ኣለዎ። |
ኣሌክስ፡ ከምኡ ዝገበረ ኮይኑ ኣይስምዓንን እዩ። |
ኦሊቨር፡ ነታ ናይ ቀደም ብሽክለታኻ ዝደልያ ኣይመስለንን። |
እቲ ዝልዓለ ጥበብ ካብ ልቢ ዝብገስ እዩ። |
ጆይን ኣሊስን ንሕጽኖት ይዳለው ኣለዉ። |
ጃኮብ፡ ሓደ ሰብ ከፋልጠካ ደልየ ኣለኹ። |
ኣድማስ፡ መወዳእታ የብሉን። |
ኣነ ጥራይ ኣይኰንኩን ኮፍ ኢለ ሓዲረ። |