text
stringlengths 0
349
|
---|
መዓስ ደው ዘብሎ ይመስለካ? |
ሃሪ ኸምኡ ኽገብር ኣለዎ። |
ንቘልዓ ብዙሕ ዘጠራጥሮ ነገራት ኣሎ። |
ንሱ ክሳዕ ዝመጽእ ኣብዚ ኽጽበይ እየ። |
ዕምበባ ጽገሬዳ የብሎምን። |
ቅድሚ ሕጂ መዓስ መጺኡ ነይሩ? |
ቅድሚ ሕጂ ኣብ ገለ ቦታ ርእየዮ እፈልጥ እየ። |
ኣሌክስ ንኽኸይድ ኣይተቐረብኩን ኢሉ ተዛሪቡ። |
በቲ እተዛረብክዎ ኾርዩ ገጹ መሊሱ ኸይዱ። |
ክሕግዘካ ይኽእል'ዩ ኢለ ዝኣምኖ ሰብ ንሱ እዩ። |
ዓመት ድራጐን ተዛዚሙ ኣሎ። |
ኣሌክእ ስለምንታይ ኤማ ገጻ በርበረ ኸም ዝመሰለ ኣይተረድኦን። |
ነዚ ኽገብሮ ዘይክእል ሰብ ጃሚ ጥራይ ኣይኰነን። |
ፒሮካ'ዶ ከተለቅሓኒ? |
ብዙሕ ዝስራሕ ናይ ቤት ትምህርቲ ዕዮ ገዛ ኣሎና። |
እንታይ ንበሎ? |
እዚ ኻልኣይ ሳዕ ምንእቲ ኸየጋጥም፡ እንታይ ንግበር? |
ክመርጽ ኣሎኒ። |
ኦሊቨር ንወለዱ ኽበጽሕ ናብ ኣውስትራልያ ኸይዱ ነይሩ። |
ነዚ ነገር'ዚ ኣብ ቀረባ እዋን ከተተግብሮ ዲኻ? |
እቲ ሓቂ፡ ምሕንባስ ኣይኽእልን እየ። |
ጃክ ምስታ ኣብ ራድዮ ዝተወለዐት ዝፈትዋ ሙዚቃ ዓው ኢሉ እናደረፈ፡ በቲ ጐደና እናዘወረ ሓሊፉ። |
እቶም ኣወዳት ዓው ኢሎም ስሒቖም። |
ቡን ሰትየ። |
ላውር ኣብ ቦስተን እያ ዘላ፡ ሓቀይ'ዶ? |
ኣብ ግዜ ክረምቲ፡ እንቋቝሖ ቀልጢፉ ይኣጉል። |
ትማሊ ብዙሕ ዝገብሮ ነገራት ነይሩኒ። |
ዓመት ዓመት ሓደ ዓይነት ፍርያት ምፍራይ ጽቡቕ ኣይኰነን። |
ተጊሀ እምሃር ኣለኹ። |
ሓጐስ ንምርካብ፡ ለጋስ ክትከውን ኣሎካ። |
ካባይ ተምሃር። |
ኣወዳት ብዛዕባ ኣዋልድ ብዙሕ ይግደሱ። |
ካብዚ ዝሓሸ ኣማራጺ ዝህበካ ሰብ የልቦን። |
ኣብ ደገ ኽትጻወት ትኽእል ኢኻ፣ ካብ ቀጽሪ ግና ክትወጽእ የብልካን። |
እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝኣተኽዎ ቓል፡ ሕጂ እውን ኣይገደፍክዎን። |
እቲ ዝዛረብሉ ጉዳይ ብዛዕባ'ዚ ኣይኮነን። |
ብኻ ባዕለይ ጽሒፈዮ። |
ስለ ዘጸበናካ፡ ኣይትሓዘልና። |
ቻርሊ፡ ብስራሕ ጽሙድ ኣሎ። |
ላውር: 'ከምኡ ብዘይምግባረይ ሕጕስቲ እየ' ከም ዝበለት ሃሪ ተዛሪቡ። |
ከምኡ ምግባር፡ ሕማቕ ሓሳብ ኣይኮነን። |
ጃክ ምሳይ ከምኡ እንተ ዝገብር መን ምሃበ። |
ዊልያም ኣብ ገዛኡ መሐንበሲ ኣለዎ። |
ሓደጋ ኽህልዎ ኸም ዝኽእል ንፈልጥ ኢና። |
እታ ጓል፡ ነቲ ኽዳን ቀዲዳቶ። |
ርእሶም ክኢሎም ክነብሩ ኣይደልዩን እዮም። |
ጽባሕ ዝናም ይዘንም ይኸውን እዩ። |
ዓይንኻ ዓሚትካ፡ እቲ መልሲ እንታይ ከም ዝዀነ ሕሰብ። |
ብኽብረትካ እቶ እሞ ኣብ ገዛኻ ከምዘለካ ሓሲብካ ተቐመጥ። |
እዋናዊ ሓበሬታ ኣለኒ። |
ጆርጅ ክሕግዘና ምኸኣለዶ ነይሩ ትብል? |
ገዚፍ ሳንዱቕ ብኣእዳዉ ሒዙ ነይሩ። |
ጃክ፡ ኣሊስ ፍሽኽ ኢላ ርእይዋ ኣይፈልጥን እዩ። |
ካብ ቦስተን ዝመጸ ሓደ ሃብታም ሰብኣይ እዩ ነቲ ኣብ ጥቓና ዘሎ ገዛ ዓዲግዎ። |
ምስቲ ኣሰልጣኒ ክሰማማዕ ስለ ዘይከኣለ፡ ካብቲ ጋንታ ወጺኡ። |
ምሳይ ዝምድና የብሉን። |
ጆርጅ ይሰምዕ ነይሩ። |
ኣብቲ ተመዛዚ እንታይ ከም ዘሎ ኽርኢ እደሊ እየ። |
ደሓር ክንራኸብ ኢና፡፡ |
ጃሚ መነጽር ዓይኒ ይገብር እዩ። |
ዕደሜኡ ንትምህርቲ ኣኺሉ እዩ። |
ቻርሊ፡ 'ግዜ ኣለኒ' ኢሉ ተዛሮኒ። |
ኲሉ'ቲ ክዳውንቲ ኣብ ሓንቲ ቦርሳ ከምዝኣቱ ገይርካ'ዶ? |
ነዚ ድግስ እስከ ንወድኣዮ። |
ከምኡ ኽገብሩ ኸም ዘይብሎም ይሓስቡ። |
እዚ ሓቂ ከምዘይኮነ እፈልጥ እየ። |
ምስ ዝደኸመት ሰበይቲ ኣይትካታዕ። |
እንታይ ወሲንካ? |
ቶሚ ብሉጽ ተጻዋታይ ቸስ ኣይኰነን፣ ካብ ኤማ ዝሓይሽ ግና ይመስለኒ። |
ሉሲ፡ ቶሚ ኸምኡ ምግባሩ ኸም ዘይትፈልጥ ተዛሪባ። |
ኣዳም ኣብኡ እዩ ሞይቱ። |
ጃክ፡ ብዛዕባኡ ይሕሱ ነይሩ። |
ሜሪ ርእሳ ኽትኣሊ ኸም እትኽእል ርግጸኛ እየ። |
ሃሪን ማርጋሬትን በይኖም ከምዘለዉ ይፈልጥ እየ። |
ኣደይ እያ ሰሪሓቶ። |
ቫለንቲና ዝያዳ ግዜ እንተ ዝህልዋ፡ ባዕላ ምገበረቶ ነይራ። |
ክልተ ሰባት ክጻወትዎ ይኽእሉ እዮም። |
ናይ ጃሚ ቐጻሊ ምጕርምራም ሰልችዩኒ። |
ኣዳም ንኣውስትራልያ ዝፈተዋ ይመስል። |
ናብ ትምህርቲ ኽትከይድ ከለኻ፡ ነቲ ደብዳበ ምስዳድ ኣይትረስዕ። |
ጃሚ ንበዓል ልደት ካብ ቦስተን ተመሊሱ። |
ጃክን ካትርሪንን ኣብዚ ምዃኖም ባህ ዝበሎም ኣይመስልን እዩ። |
ኣየናይ መደብ ዝሓሸ ይመስለካ? |
ኣብ ወርሒ ትኸይድ ዘለኻ ኰይኑ እዩ ዝስምዓካ። |
ነዊሕ ዝቑመቱ ሰብ ገይረ እየ ዝሓስቦ ነይረ። |
ሃሪ ክንዲ ኽጐዮ ዝኽእል ፍጥነት ጐይዩ እዩ። |
ሳእናን ካልሳን ብሕርቃን ደርብያቶ። |
ዳን ሓድሽ ሓሳብ ኣምጺኡ። |
ዕላል ባህ ይብለካ'ዶ? |
ናይ በዓል-ቤተይ ኵነታት እተፈልየ እዩ። |
ጆርጅ ካብ ስራሕ ክስጐግ ምዃኑ ምናልባት ኣይፈልጥን ይኸውን። |
ሃሪን ሱዚን ይጽበዩና ኣለዉ። |
ዋላ ሓንቲ ኣይንገብርን ኢና ዘለና። |
ኣሪገ እየ እምበር፡ ኣይተጸለልኩን። |
ኦሊቨር ቅድሚ ሰኑይ ከም ዝውድኦ ቓል ኣትዩልና ነይሩ። |
ንኣቦኡ ዝፈልጦ እንተ ዀይነ ሓቲቱኒ። |
ሉዚ ትማሊ ነታ እትፈትዋ ኽዳና ተኸዲናታ ነይራ። |
መዓስ እዩ ዝጅመር? |
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቻይንኛ ኽምሃር ጀሚረ። |
ብዝተኻእለ መጠን ቀልጢፈ ናብ ኣውስትራልያ ኽምለስ እደሊ እየ። |