text
stringlengths 0
349
|
---|
ጃሚ ብዘይ ሜሪ እንታይ ምገበረ ነይሩ? |
ኦሊቨር ዳርጋ ዅሉ ሳዕ እዩ ኸምኡ ዝገብር። |
ካብ ስራሕ ናብ ገዛ ኽምለስ ከለኹ ምቊር-ሕብስቲ ግዛእ ተባሂለ። |
ወጻኢታት ክንንኪ ንጽዕር ኣሎና። |
'ዘህውኽ እዩ' ኢልካ ኔርካ። |
ጆርጅ ብዛዕባ እዚ እንታይ ይብል? |
ኤማ፡ምስኡ ናብ ቦስተን ከም ዘይትኸይድ ንጆርጅ ትነግሮ ትኸውን እያ። |
ንመሓመድ ኣብ ፈለማ ምስ ረኸብክዎ፡ ሃብታም ምዃኑ ኣይፈለጥኩን ነይረ። |
ብእግርና ዘወር ንበል። |
ብሓቂ ይከኣል ድዩ? |
ቶሚ በቲ ዝረኣዮ ነገር ተገሪሙ። |
ኦስካር፡ 'ኣና ሎሚ መዓልቲ ኽትገብሮ ዘለዋ መሲሉኒ ነይሩ' ኢሉ። |
ኣሌክስ ንሱ ጥራይ ከምኡ ኽገብር ዘለዎ መሲልዎ ነይሩ። |
ስለ ዝረኸብካኒ ገሪሙካ ድዩ? |
እዚ ህጹጽ ጉዳይ እዩ። |
ነቲ ጨው ኸተቐብለኒ'ዶ? |
ጄምስ ዓርከይ ዘይኰነስ ዓርኪ በዓልቲ-ቤተይ እዩ። |
ንሎሚ ይትረፈና መስለኒ። |
እናዓበየ ምስ ከደ ንነገራት መስርዑ ከትሕዞ ጀሚሩ። |
እንተሰሊጡኒ፡ ምናልባት ንብዙሕ ኣዋርሕ ወይ ንዓመታት ኣይንራኸብን ንኸውን ኢና። እንተ ዘይሰሊጡኒ ግና ኣብ ቀረባ እዋን ንራኽብ ንኸውን ወይድማ ንሓዋሩ ኣይንራኸብን ንኸውን ኢና። |
ሕጂ ኬድካ ተዘናጋዕ። እቲ ስራሕ ክጸንሕ ይኽእል እዩ። |
ንሓልየሎም ኣሎና። |
ግዜ ዘሎካ ኣይትመስልን ኢኻ። |
ኦስካር፡ ሓንሳእ ጥራይ ከምኡ ከም ዝገበረ ተዛሪቡ። |
ዊልያም ሓላዊ ዘድልዮ ኣይመስለንን። |
ዊልያምን ሜሪን ንኻልኦት ፈረንሳይኛ ምምሃር ባህ ከም ዝብሎም ገሊጾም። |
ብዛዕብኡ ቆላሕታ ክገብር ዝገበረኒ ሰብ ኣይነበረን። |
ጃሚ ንዓይ ምዝራብ የፍርሆ እዩ፡ ኣይፈርሕን ድዩ? |
እቲ ናይ ኦፔራ ምርኢት ሰዓት ሸውዓተ ይጅመር። |
ከምኡ ኽገብር ዝርኣኻዮ ቻርሊ ምዃኑ ርግጸኛ ዲኻ? |
ትሓሊ ምዃንካ እምነት ኣሎኒ። |
ድሕሪ ሕጂ ንነብስና ምዕሻው ደው ከነብል ኣሎና። |
ክገብሮ እየ። |
ዝናብ ይዘንብ ነይሩ። ይኹን እምበር፡ ካብ ናይ ቤት ትምህርቶም ጉዕዞ ኣይተረፉን። |
ኣነ እውን ከማኻ መንእሰይን ህንጡይን እየ ነይረ። |
ክምልሰሉ ኣይጸዓርኩን። |
ኣሌክስ እንተዝኸውን ከምኡ ምገበረ ነይሩ። |
ኣዳም፡ ጓሉ ኣብ ኣውስትራልያ እትነብር ዘላቶ ሰብኣይ ይፈልጥ እዩ። |
እዚ ክትወስዶ ዘሎካ ሓደጋ እዩ። |
ኣብቲ ቤት መጽሓፍቲ ናይ ፈረንሳይኛ መጽሓፍቲ የለን። |
ክፍልኹም ንኢሳትኩም ድያ? |
ብዙሕ ኣይወስድን እዩ። |
ኣብ ህይወት ኵሉ ነገር ቀሊል ኣይኰነን። |
ኣዳም ከምቲ ማርጋሬት ዝበለቶ ኽገብር ኣይደለየን። |
እንታይ ክትገብሩ ከምዘለኩም ወስኑ። |
ንስኺ እውን ጽብቕቲ ኢኺ። |
ጃኪ ቐልጢፉ ፍታሕ ምምጻኡ ጠቒሙ። |
ኣዛራሪበዮም እየ። |
ኣዳም ጽባሕ ናብ ቤትትምህርቲ ከም ዘይከይድ ተዛሪቡ። |
ነቲ ዜና ኣይሰምዐን ምባል ዘይመስል እዩ። |
ዊልያም ኣማሓዳሪ ንኽኸውን ደረጃ መዝነት ወሲኹ። |
እውይ፡ እቲ እተጸልወ ባኒ ሓሪሩ። |
ኣሊስ ንኦስካር ከም እተፍቅሮ ኽትነግሮ ኣይነበራን። |
ተኒስ ባይታ ዘይኰነስ ተኒስ ሰደቓ እጻወት እየ። |
ኦስካር፡ 'ኢቫ ንጆን ከምኡ ክገብር እንተ ዘይትፈቕደሉ እመርጽ' ኢሉ። |
ከምቲ ንስኻ ዝገበርካዮ ኣነ ኽገብር ግዴታ ዘይብለይ ምዃኑ ኣይገረመንን። |
ዊልያም፡ ጆን መዓስ ኣብ ኣውስትራልያ ከም ዝነበረ ትፈልጥ እንተ ዀይና ንላውር ሓቲትዋ። |
እዚ ዅሉ ናተይ እዩ። |
ቶሚ ብዙሕ ዝሓረቐ ኣይመስልን እዩ። |
መጽሓፍቲ ምንባብ፡ ብስሩዕ ዝገብሮ ልማደይ እየ። |
ጃኮን ነቲ ቱፋሕ ኣብ ክልተ መቒልዎ። |
ብዝገበርክዎ ናይ ብሓቂ እየ ተጣዒሰ። |
ምሕንባስ እፈቱ እየ። |
ሕጂ ኸይደ ኸዛራርቦም እየ። |
ቻርሊን ከልቡን ኣብ ደገ ይጽበዩ ኣለዉ። |
ከምዚ ዓይነት ነገር ኣይገብርን እየ። |
ኣብ ክንዲ እንግሊዘኛ፡ ፈረንሳይኛ ክምሃር ወሲነ። |
ምሉእ ብምሉእ ከም ዝሓወየት ተዛሪባ። |
ኣነ እውን ሓሓሊፈ እሕምብስ እየ። |
ጃክን ኣናን ከምኡ ክገብሩ ከም ዘለዎም ፈሊጦም ነይሮም። |
እቲ ቐንዲ ነጥቢ፡ ገና መንእሰያት ምዃኖም እዩ። |
ኣብ ጥቅምቲ ናብ ኣውስትራልያ ክንከይድ ኢና። |
ሃሪ፡ ንስኻ ክትገብረሉ ተስፋ ገይሩ ነይሩ። |
ኣቘጢዐካ ድየ? |
ክኸይድ ነይርዎ። |
ነቲ ማዕጾ ዝዂሕዂሖ ዘሎ ሰብ መን እዩ? |
እቲ ነገር ኣብዚ'ዩ ተፈጺሙ። |
ጄምስ ብዙሕ ሓድሽ ብድሆታት ኣጋጢምዎ። |
ኦስካር ማኪና ንኽዕድግ ገንዘብ የብሉን። |
ንቻርሊ ንኸይትጐድእዮ ስክፍታ ኣሎኒ። |
ኦስካርን ጆንን ዕውራት እዮም። |
ክገብሮ ዝኽእል ኣይመስለንን። |
ጄምስ ምስቲ ፕሮጀክት እተተሓሓዘ ብዙሕ ዝገብሮ ነገር ኣሎ። |
ጃኮብ ምስ ላዉር ምዃዱ ዘገርም እዩ። |
ኣዳም ከዘራርበካ ኣይደለየን። |
ኣብ ከተማ ካብ ዝነብሩ ሰባት፡ ኣብ ገጠር ዝነብሩ ሰባት ብዝያዳ ለዋሃት እዮም። |
ኦሊቨር ናብ እንዳ ጶስጣ ብኸመይ ከም ዝኸይድ ሓቲቱኒ። |
ኣዳምን ኣነን፡ካብ ቁልዕነትና ኢና እንፋለጥ። |
ልቓሕ ክትወስድ ከለኻ ነቲ ዝህቡኻ ወረቐት ጽቡቕ ጌርካ ኣንብቦ። |
ገለ ጽቡቕ ነገር ዝመጽእ መሲሉና ነይሩ። |
እንግሊዘኛ ክትመልኮ ቐሊል ኣይኰነን። |
ኣብ ኣፓርታማይ እንታይ ትገብር ኔርካ? |
ኣሌክስ ከምኡ ክገብር ኣይደልን ይኸውን፡ ግን ክገብር ኣለዎ። |
ብፈረንሳይኛ ንኽዛረበካ ንቶሚ ነጊረዮ እየ። |
ቻርሊ ክመጽእ ሓሲቡ ነይሩ፡ ግና ናብ ሆስፒታል ክኸይድ ነይርዎ። |
ኦሊቨር ከምዚ ዓይነት ነገራት ምግባር ይፈቱ እዩ። |
እዚ ዅነታት ብውግእ ጥራይ እዩ ዝፍታሕ። |
ኦሊቨር ካብ ኵሎም ደቂ ኽላሱ ዝነፍዐ ጐያያይ እዩ። |
ኦስካርን ማርጋሬትን ናብ ቦስተን መን ምስኦም ክኸይድ እዮም ዝበሉ? |
ኦሊቨርን ካትሪንን ኣብ ጥቅምቲ ተሓጽዮም። |