text
stringlengths 0
349
|
---|
መሓመድ ንኸተግብሮ ኣብ መወዳእታ ኣእሚነዮ። |
እቲ መብራህቲ ኣጥፊኤ፡ ካብቲ ክፍሊ ወጺኤ። |
ጆን፡ ኲሉ ግዜ፡ ንስቕታ ክፍሊ ሰቢሩ ዘረባ ዝጅምር ሰብ እዩ። |
ናይ ምምሃር መሰል ኣለኒ። |
ንስኻን ያዕቆብን ብኸመይ ናብዚ መጺኹም? |
ቻርሊ፡ ናብ ቤት ማእሰርቲ ክትመለስ ኣይትደልን እያ። |
ዊልያም፡ ምሉእ ድሕሪ ቀትሪ ኣብዚ ክህሉ ግድን ኣይነበሮ።. |
ቶ፡ ላር ብጣዕሚ ከምተፍቅሮ ክኣምን ኣይከኣለን። |
መሓመድ ግዜ ከምዘይነበሮ ዝፈልጥ ሰብ ዝነበረ ኮይኑ ብፍጹም ኣይተሰመዓንን። |
ኣብ ከምዚ ዓይነት ቦታ ክትበልዕ ክንደይ ትኸፍል? |
ንሳ ካቦታን ቆቢዓን ለቢሳቶ። |
ንሱ መጻሕፍቲ ምንባብ ይፈቱ። |
ዘሻቕል ምኽንያት የብልካን። |
ማርጋሬት ክትግብሮ ክትዳሎ ከምዘለዋ፡ ጆርጅ ነጊሩኒ። |
ናይ የማነይቲ ሳእኑ ጠፊኣቶ። |
ኦሊቨር ክበኪ ኮይኑ ይስመዓካ ነይሩ። |
ነዚ ኣብ ምንታይ ከምዘቐምጦ ኣይፈለጥኩን። |
ኣሌክስ ተንቀሳቓሲት ተሌፎን የብሉን። |
ንዝኾነ ሰብ ክዛረብ ኣይደልን እየ። |
ሂወት ቀዋሚት ኣይኮነትን። |
ሕጂ ኽገብሮ ኣሎኒ፡ እንተኾነ ግን ግዜ የብለይን። |
ሰላምታይ ናብኣ ኣብጸሓለይ። |
ነቲ መጽሓፍ ኣብ ጣውላ ኣንቢርዎ። |
ኣሌክስ፡ ነቲ ትኬታት ከፊልዎ። |
ቆልዓ ኮይኑ ተሰሚዑኒ እኳ እንተነበረ፡ ኣዝዩ ጐበዝ ነይሩ። |
ንስኺ፡ በዓልቲ-ቤተይ ኢኺ። |
እቲ ቅኑዕ ወይ ገበነኛ መን ምዃኑ ብኸመይ ክትፈልጥ ትኽእል? |
ብሓፈሻ፡ ንኣሽቱ ኣዋልድ፡ ባንቡላታት ይፍትዋ እየን። |
ነዚ ጸሊም ደበና ተምልከት። |
ኣብቲ ክፍሊ ዝርከባ ኲለን ኣዋልድ፡ ንጃክ ይፈትዋኦ ነይረን። |
ደቂ ተባዕትዮ ንምንታይ ፍጹም ሕጉሳት ዘይኮኑ? ምኽንያቱ፡ ኩሉ ግዜ ነቲ ዘይከኣል ነገር ስለዝደልዩ እዮም። |
ኢማ ሶኒ ንኸተትግብሮ፡ ጀሚስ ትጽቢት ይገብር። |
ኣብዚ፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት በጻሕቲ ሃገር ከምዘለና፡ ትሪኢ ኣለኻ'ዶ? |
ንሱ ካብ ካናዳ ተመሊሱ። |
ልበይ ከተፍቅሮ ሂበካ እምበር፡ ክትጥቀመሉ ኣይኮነን። |
እዚ ንያዕቆብ ኣየጨነቆን እዩ። |
ንሳቶም ተጠሊምና ኢሎም ተዛሪቦም። |
ኣብ ክፍሊ መምሃራን ኣለዉ። |
ኣነ ክሕንብስ ይኽእል እየ፣ሃሪ ግን ኣይክእልን እዩ። |
ኣሌክስ ካባይ ዝሓበኦ ነገር ኣሎ ኢሊ ይጥርጥር። |
ኣዳም፡ ላር፡ ጆንን ኣሊስን፡ ኩሎም ፈረንሳይኛ ይዛረቡ እዮም። |
ውዕሎኻ ግለጽ። |
ናብኡ በይንና ክንመጽእ ኢና። |
መሓመድ ኣብቲ ዝርዝር ክኣቱ ኣለዎ። |
ቻርሊ፡ ኣና ዘይክትዕወት ትኽእል እያ ኢሉ ሓሲቡ። |
ኣሊስ ምስኣ ክንሕንብስ ክንከይድ ከምትደሊ እፈልጥ እየ። |
ቅድሚ 2:30 ነቲ ቦታ ሓዲገ ኣይከድኩን። |
ግንባረይ ብረስኒ ተቓጺሉ። |
ዝኾነ ሰብ ክጎድኣካ እዩ። |
ዳን ዝተራእየሉ ናይ መወዳእታ ግዜ፡ ሰማያዊ ጅንስን ጸሊም ቆርበት ጃኬትን ለቢሱ ኔሩ። |
ኣዝዩ ቀሊል ይመስል ነይሩ። |
እቲ ምኽንያት እንታይ ነይሩ? |
ያዕቆብ ናብ ቦስተን ዝመጻሉ እታ ሓንቲ ምኽንያት፡ ኩሎም ስድራቤቱ ናብኡ ስለዝመጹ ጥራይ እዩ። |
ንሳ፡ ኣብ ጎድኒ ገዛና ትቕመጥ። |
ኣዲኣ ማዕጾ ኳሕኲሓ። |
ኣብ ከምዚ ጽቡቕ ቦታ፡ ከምዚ ዘሕዝን ነገር ብኸመይ የጋጥም? |
ጆ ትኣሚኑ። |
ንዕኡ ክገድፎ ኣይክእልን እየ። |
ጃክን ኦሊቪያን ንምንታይ ከምኡ ከምዝገበሩ ኣይተረደኣንን። |
እቲ ጽውጽዋይ ልክዕ ኣብ ዝተወደኣትሉ፡ እቲ ቆልዓ ድሮ ደቂሱ ነይሩ። |
ንጃሚ ዘይንዕድመሉ ዋላ ሓንቲ ምኽንያት የለን! |
እንሓንከሉ ዋላ ሓንቲ ምኽንያት የለን። |
ሰዓት ሸውዓተ ክምለስ እየ። |
ሞተር ብሽክለታ መዓስ ገዚእካ? |
ቻርሊ፡ ላር ኣይትኹርን'ያ ኢሉ ተዛሪቡ። |
ጽብቕቲ ኢለ ይኣምን። |
ኣብ ማዕከን ሓበሬታ Tatoeba.org ብምህላዉ ጥራይ ምሉእ ሓሳብ'ዩ ማለት ኣይኮነን። |
በይንኻ ፈጺምካ ከይትፍትኖ፡ ኣይኮነን ድዩ? |
ኣነ ሎሚ መዓልቲ ኽገብሮ ደልየ ነይረ፣ ሃሪ ድማ ንኸትግብሮ ለሚኑኒ። |
ደጊሙ በይኑ ኣይኮነን ዘሎ። |
ሃሪ፡ ኣና ሰልችዋ ክትከውን ትኽእል እያ ኢሉ ሓሲቡ። |
እዚ ንምታይ ክሳብ ክንድኡ የገድሰካ? |
ቃልና ሓሊና ኢና። |
ክጭድር ኢለ ኣይኮንኩን። |
መሓመድ ጽቡቕ ተራጋጊኡ ዘሎ ይመስል። |
ሃሪ፡ ማርጋሬት ምስ ካልኦት ቆልዑ ከምትጸንሕ ኽገብር እዩ። |
ብኽብረትካ፡ ብዙሕ ድምጺ ኣይትግበር። |
ኣብዚ እንታይ እዩ እቲ ስምምዕ? |
ንሱ እንግሊዘኛ ንዓመታት ጽቡቕ ተዛሪቡ እዩ። |
ጃሚን ሜርን፡ ብዙሕ ግዜ ናብ ስራሕ ደንጒዮም ስለዝመጹ፡ ክልቲኦም ካብ ስራሕ ተባሪሮም። |
ባዕልኻ ዲኻ ጌርካዮ? |
ንምንታይ ሓሰማ ዘይትበልዕ? |
ሂወት ከምዚ እዩ። |
ላር ብዙሕ ከምዘይጎሃየት ገሊጻ። |
መሓመድ ብዙሕ ዝተረጋገአ ኣይመሰለን ነይሩ። |
ትሰማማዕ'ዶ ወይ ኣይትሰማማዕን? |
ዋእ! እዚ ብጣዕሚ መሳጢ እዩ! |
ንሱ ስርሑ ይውድእ ኣሎ። |
ዊልያም ጥዑይ እዩ ነይሩ። |
ገዛ ምኻድ ከጨንቐኒ ኣይክእልን እዩ! |
ኣሌክስ ክገብሮ ዘፍቀደልይ ኮይኑ ኣይስመዓንን። |
ኣይተረደኣናን ኢሎም ነጊሮምኒ። |
ኣብቲ መጸበዪ ቦታ ብዙሓት ሰባት ይጽበዩ ኣለዉ ዲኻ ትብለኒ ዘለኻ? |
ኣነ ትሑት ሰብኣይ እየ። |
ክድውሉልካ ምዃኖም ሓቢሮሙኻ እዮም። |
ጃክ ደቂሱ ከምዝነበረ ኣይፈልጥኩን። |
ቻርሊ፡ ሰባት ብዛዕባኡ ሕማቕ ከይዛረቡ ፈሪሑ ነይሩ። |
እንታይ እዩ ዘፍርሓካ? |
ኣብዚ ትካል እዚ ልክዕ ከም ካብ ማይ ዝወጸ ዓሳ ኮይነ እዩ ዝስመዓኒ። |
ግዜ ክኸስብ ምመረጽኩ። |