label
stringclasses 3
values | tweet
stringlengths 1
3.59k
| language
stringclasses 3
values |
---|---|---|
negative | ዓለም ብዘይ ምፍልላይ ኣይትመልእን ያ ማለት ድዩ | tig |
negative | ኣቲ ጎል ዮውሃንስ ክምይ ንስክስ እስብሪን ኮይንኪ ካይትክዲ ዝንብርኪ ጎልይ | tig |
positive | ተጻወርዮ ጓል ዓንደለ ቅቅቅቅ ናሆመይ ኣኻእሎ ይሃብካ ኣቱም ኣብዚ ሕማቅ ቃል ተዉፅኡ ዘለኹም ኸኣ በጃኹም እቲ ልሳንኩም ጥዑም ተተዛረብኩምሉ ታይ ትኾኑ ቅምጥ ኢልኩም እግሪ ዘሓዝኩም እኹም ትመስሉ | tig |
positive | መንነት ኣልባ ኩሉ ጊዜ ኣብ ዕንክሊል እዩ ዝነብር ንምንታይ ጀዝባ ትኾን | tig |
negative | ናይ ሓደ ትግራዋይ ኢያ ዛ ደርፊ ሄሉ ባእ ሄሉ ስርቂ ውርዝይዝይ በልዮ ባእ ባዕልኺ ሙሉእ ተትገብረልና ናይ ሓደ ትግራዋይ ደርፊ ኢያ ዛ ደርፊ ስሙ ረሲዐዮ እምበር ሰሚዐያ ኣለኹ ዛ ደርፊ | tig |
positive | እቶም ትሓትዋ ዘለኩም ግን ጀጋኑ ኢኹም ንሳ ግን ናይ መወዳእታ ስዲ ኢያ | tig |
positive | ፍቅራን ስንትን ይእሃብኩም ኩቡራት ስእድራ ጽቡቅ ስእራሕ ቀጽልዎኦ | tig |
negative | ኣታ እዚ ግዝየ ክከፍእ ሰብ ምስ ደለካዩ ዝጠፍእ ዘረባ እያ ዕናባባ ሲ ትጠፍእ እባ ኣላ ቶሚ ሓወይ ኣብ ፈቀዶ በረካን ፈቀዶ ምክትታል ዶብን ትረሸን ኣላ ዕንባባና ከይ ፈረየት ትረግፍ ኣላ | tig |
positive | ኣጅውካ ሓረኤፍ | tig |
negative | ንአቦኽን ልዑል ክብሪ አሎኒ አብ መርዓይ ዳርጋ ብጥርሑ ክልተ ለይቲ ደሪፉ አመርዒዩኒዩ እንተ ንስኻትክን ወጽዓ መንእሰይ ኤርትራ ምህማል ነቢዕናሎም አኽላባት ሰማይ ትምጻአ ገዚተክን አለኹ በቃ | tig |
negative | ዓርኩ እንተዘይረኺብካ ኣማልእ ወዲ ንኸማልኡ ተኮንካ እንበር እኳ ኣይትመስልም ኤርትራዊ | tig |
positive | ኣርሓ ገዛውትና ዶ በልካ ኣጆካ ቀሪባ ኢያ እታ | tig |