label
stringclasses 3
values | tweet
stringlengths 1
3.59k
| language
stringclasses 3
values |
---|---|---|
positive | ኣንድነት ሁሌም ያምርብናል ኣቦ ይመቸህ ያሬዶ | tig |
negative | መሰልካ ኣብ ኣዕለዋይ ከፍትና ትራም ከድካ ሕተት ክንምሳሕ ዶ | tig |
positive | ሰላም ዝወደይ ባሓቂ ዘረባ ኣጆኹም | tig |
negative | ንስካ ዳኣ ሉኡኩ ናይ ትበኽዮ ወያነ እንድካ ንምጺናት መኒእሰይ ኣሪትራ ትዋፈር ዘላካ ቆንዳፍ እካ ወዲ ድርባይ | tig |
negative | እዛ ዓለም እዚኣ ን ኣብርሃም ኣፍወርቂ ገይራ ንኢሰያስ ኣፎርቂ ክትገድፈልና ሲ ማዕረ ክንደይ መርገም ዩ ኣብርሂሞ ኣቦ ፍቅሪ መንግስቲ ሰማይ የዋርሰካ | tig |
positive | ንውጹዕ ህዝበይ ኣብ ዝደልይኒ ጊዜ ክውፈ ድልዉ ኣለኩ | tig |
positive | ድፍኣዬ ትደፋእ አዲኡ ወድዛ ኣግኣዝያን ተረፍ መረፍ ደርጊ ደቂ ኣባጦር በጺብጾምና | tig |
negative | ለማኒ ኣብዚ አስካስ ከአ ላይክ ትልምን አለካ ጉማማ | tig |
positive | ናይስ ፊልም ደቂ ኤረይ ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን | tig |
positive | ተባዕ ኤርትራዊ ሓደ ንስኻ ኣለኻ እንበር ስነጠባውያን ሃገርና ብጣዕሚ ዮም ዝፈርሕዎ ነዚ ባሕርና ስለዚ ከምዚ ከማኻ ጀጋኑ ኤርትራውያን ባሕርና ኣብ ክሊብ ክመጽእ ኣለዎ | tig |
negative | የቄኔልና ባባ ተስፋይ ተምኖዎ ዋላ ሕጂ ዘጥፍኡና ዘለው ዘይተማሃሩ ደናቁር ጌሩ ኢዩ ዘጥፋኣና ዘሎ ዋላ እንተ ተማሃሩ ውን ዓብላልነት ደናቁር ስለ ዝበዝሕዎም እቶም ሓደ ክልተ ተዋሒጦም ይድንቁሩ ኣለው እዞም ናይ ሕጂ ደገፍቲ ኩሎም ሰብ ከፍቲ ኢዮም | tig |
positive | መርሓባ ኤሪ ቲቪ ስለ ኩሉ ኣበርኩቶታትኩም ህልው ኩነታት ናይ ውሽጢ ሃገርና ብደቂቑ ሓበሬታ ብእትህቡና ብልቢ ኢና ነመስግነኩም ምሳኹም ኣብ ውሽጢ ደለና ኮይኑ ይስማዓና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የቐንየልና ኣብ ኩሉ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም ወትሩ ዓወት ን ሓፋሽ | tig |
positive | አማንዬ ሽኮር | tig |
positive | መጻወቲ ባ ኮይኑ ጸኒሑ ኣእዛና ቆርጫጭ ቆጽሎ | tig |
negative | ብላሽ ወዲ ትኹል ታሓቲትካ ዘይትምልሶ ሕቶ ኣቲካ በቃ ተጋጊካ እዛ ደርፊ እዚኣ ንታሪክካ ያሳዝናልም ደርፊ እያ | tig |
positive | ሓጻርን ምቕርትን ንፋዓት ቀጽልዎ | tig |
positive | ዋውውው መቅሰን ከመይ ዲካ መልኣከ ድምጽካ ብጣዕሚ ኺፍ ኣለዎ ጽቡቕ ስራሕ ንድሕሪት መሊስኻና ጋሽ ኣዘኺራና ዓኻት ከማን ማራ ናፊቕናዮ | tig |
negative | ንስኪ ጽልኢ ናይ ህዝቢ ከበሳዩ ደለኪ ዓጁስ መልሱላ ገጽ ኣይ ትሃቡዋ | tig |
positive | ኣታ እዚ መግብኹም እንታይ እዩ ዝጥዕም ሓሰር ሓሰር እወ ሓሰር ተዘይከውን ዶ ነፊሑ ነፊሑ ክንዲ ገለ ጌርና | tig |
positive | ራሻ ሐወይ አጃካ | tig |
negative | አረጊትን ሓሳውን | tig |
negative | እዚኣን ትብሎም ዘላ ይፈትጠረልና ንኣዲኦም ዘይገበረ ኣብኦምዩ | tig |
positive | ንዓኪ ዝፀልእስ ኣምላክ ዝፀልኣሉዩ ኣዱየይ | tig |
positive | ትርጉምንሲሊውቅ አንትንስስማአለቅስለውየምህርፍጣሪከአንትጋርይሁን | tig |
positive | ቀሌስ ክገርመኩ እቲ ዝፈትዎዩ ሃደ ምኣልቲ ብኣካል ክሪኦ ይብል ኔራ ግን ተሰዲደ ኣቺ ደንተ ኣለም | tig |
negative | ግብርኻ ከምዛ ቁመትካ እያ ጠላም ካሕዳም ንስኻ ኢኻ | tig |
positive | ዓንዲት ስሑል ጎሮሮ ከመይ ዲካ ተሓጉሰኒ ሰይ ሰይ ኣበት ድምጺ | tig |
positive | ኖሆመይ መለይ ከጽሎ አቶም ብዘይ ፊቃድ ተውርድዎ ከኣ ክብሪ ሰባት የሃልኩም | tig |
positive | ሕጂ ረኺብካያ ትርግታ ልቢ መንእሰይ ኣበይ ነርካ ኣይ ኮነን እንታይ መርገጺኻ እዩ ዘመኑ | tig |
positive | ክክክክክክ ማሙሽ ተለኢካ ዲካ ተበሎስ እወ ይብሎ ሞይተ ዴ ገለ | tig |
positive | አስነናይ መጻካ ወል ማይ አድኮሞም ሐሪራይ | tig |
negative | ካብ ሎሚ ንንዮ ኣብቲ ዘለዉዎ መጺእካ ያኣኽለኩም ምባል ያ ኣብ ጀነቫ ዶ ዩኤን ዶ ገለ ዶ ሃሰውቲ ከድካ ኮለል ምባል ዋጋ የብሉን | tig |
positive | ወይ ጉድ ኣብ ጃፖን ከኣ ኣለና ኣምባሳደር ኣብ ምዕቡል ሃገር ዝቅሙጡ ደናቁር ኣምባሳደራት እምበር ከፊኦምና ወይ ጉድ ምቅናይ ጥራሕ | tig |
negative | ጋሓፍ ዝኾነት ሚኒስተር እንታይ ሚኒስተር ፍትሒ ወደይ እዚኣ ሚኒስተር ገበን ዓመጽ ደኣ በልዋ | tig |
negative | እንታይ ከፊእካ ዓፋፍ ውረድ ኣብ ባይታ ካብ ኣብ ኮሞንት ኮይንካ ኃል ኣንስተይቲ ተፍራርሕ | tig |
positive | ያ ፓሪስ ኣለኩ ጅቡዐይ ንስካ ከ ክክክ | tig |
negative | እዋይ ዩኤል ሐወይ ልቢ ድሰብር ዘረባ እዩ ናይ ባሓቂ ኣነውን ምሳኻ ሰብ ክኸውን ወሲነ አለኩ ሃያ መንእስያት የሕዋተይ ሰብ ንኩን ይኩን ምርጫኩ | tig |
negative | ኣየ ኣቶ ኢንጂነር ካብ ከብረት ናብ ሐስረት ካብ ድራፊ ናብ ደይኮንካን ካብ ዓቢ ናብ ቆልዓ ካብ ለባም ናብ ዓሻ ምኻን ካብ ድለካ በል ከትፍለጥ አዚ ሀዝቢ ነዝክብሮ ዝኸብር ነዝሕስሮ ካኣ 100 አጽፍይ ጌሩ ዝመለስ ዝመለስ ኢዬ አሞ ክሳብ የቅሬታ ዘይሓተትካ ናይ ዝመና ተሰካሚ ሰዐብቱን ከይኮንካ ኣይከተርፍን ኢኻ አሞ ኣብ ኤርጋንኻ ኣይትባላሽው ዋ | tig |
positive | ወዲ ገብሩ ካብቶም ዘድንቆም ኣብ ህሉው ኩነትዩ ዝደርፍ ብግልጺ ካኣ ብዘይ ዝኾነ ሕብእብእ | tig |
positive | ተናፋቂት ዝኮነት ፊልም | tig |
negative | አቱም ሰባት አነውን የድንቆም ትምልኣሉ ሑቶኩም ቤት መግብን ማስተን ሃመማ አበይ አሎ እንተ ተባሂልኩም ኣብ ኣፍ ደቂ የውሃንስ አሎ ቦሉ እንተስ እቲ ሰራቂ እሰያስ ወዲ ረሳሕ መጉሓፊ በቲ ትሕቲ ፈኛትረ አሎ ቦሉዎም ኢኹም ደቅዛ ድዲት | tig |
positive | አሰይ ክልተ አሕዋት ህዝቢ ፍቅርኩም ይብዛሕ | tig |
positive | ሄሉ መኽሰብ ዓለም ምቕርቲ | tig |
positive | መርሓባ ኤሪ ቲቪ ደሃይኩም ኣይተሓባእ ድምጺ ሓቂ ሃገረ ሰማእት ኤርትራና ሕጂ ግርም ጽቡቕ ብሽራት ዕዉት ስራሕ መንግስትና ደው ይበለልና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ሰማእትና ማህደሮም ዝኽሮም ንዘንት እለት ኣብ ልብና ብግብሪ ንደብሶምን ንዘክሮምን ነቕስኖምን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ | tig |
positive | ሚዶ እንታይ የድሊ ንበራሓት ምኽሪ ኣይደልን የ ካብ ፈራሓት ክቅጽል የ ብዘለኒ ብልሓት ዓባሮ እምበር ኣይርእን ስቡሓት ሕጂ ግዳ ሓሊፈዮ ስሳ ካብ ቀደመይ ዘይብለይ ኣበሳ እንታይ ዝፈልጦ ኣለኒ ብጀካ ንሳ ቆላ ዓደይ እንኮላይ ከበሳ ኤርትራ ያ ንሳ ሰብ ቀደም ናፊቅና ኔርና እንቓዕ ዳሓን መጻእኩም | tig |
positive | ዋው ደቂ ኤሬ ፁርያት ኣድናቂትኩም እየ በጃኩም ኩሎም ተዋሳእቲ ዳማ ኣቅርቡልና ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበርልና | tig |
positive | ጃኪን የምትወዱ እሰኪ ላይክ ግጩኝ | tig |
positive | ሰላም ምጅማር ያቆብ ሃወይ ብታሚ አየ ዘድንቀካ ብ ፍላይ ኣጋላልጻካ ኡፍፍፍ ከምካ ኣይራኩን ኣጆካ ካባካ ቡዙህ ኢና ንማሃር ከይ ተቃርጾ ያቆብ ሃወይ 2 ክፋል ንጽበ ኣለና ብ ሰላም ተመለሰና | tig |
positive | በልዮ ጓል ዖቅባጋብር ንመሃንዘል | tig |
negative | ሰብኡት ትመስሉ መዓንጣ ዘይብልኩም ሐንሳብ ሙሁራት ተመስሉ ግን ደንቑር ሐሰዉቲ | tig |
positive | እዋእ እሞ እንታይ ደሊኺ ፍትሒ ሽኮር | tig |
negative | ኣነ ውን ፈቲነ ወኻሩ ከይነገርኩኽም ርግእ ኢለ | tig |
negative | እንታይ ዓይነት ፊልም ያ ታ ንምንታይ ትገልጽ ኢሎም ዮም ሰሪሖማ ሳክት | tig |
negative | ኣታ ኣነ ነዛ ጋል ምስ ሓፍታ ጸልኣኹ ኢሰያስ ሃለቃ ወሲካ | tig |
negative | ኣነ አየ ንጉሰ ተፋሲሱ ሲጋራ መግሃይ ዘመዱ | tig |
negative | ኣሕ ኣለም ጎዶሎ መርሃዊ ወገነይ ኣብ ገነት ንበረለይ ክብረተይ ማራ እየ ዘድንቀካን ዝሕጎሰልካን ነይረ ግን ዓለም ጨካን እናመረፀት ወጢና ኣካለይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢካ ብማንም ኣይቅረካን ኣድናቂትካ እየ ምውሰአ | tig |
positive | ጂጂ መቅሰን ታንክስ ከምዚ ገርካ ኣዘናግዓና እንበር ጽምዋስ መይትና ኢና ዋላ ራሄል ከኣ ማራ ኢያ ትሕብየካ ኔራ ጂጂ ዓቢ ሰብ | tig |
positive | እሞ ኩሉ አኬባታት አብ በረካ ወይ ከአ ኩሉ አብ ሂልቶን ክከዉን አለዎ ማለት ድዩ | tig |
negative | ኣስተር ኣብ ልቢ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዝተወረቀት ኣደ | tig |
negative | አታ ዓንጃል ኢሳያስ ዶ ሊኢኹካ ንስኻስ ብኻ ደም ኰይንካ ከይድካ ዓንጃል ዓፋፋ ምስ እዚ ክይትዋሰባ ፍንፋን እፍፍፍፍፍፍፍ | tig |
positive | ዋው ንፍእ ኤረትራዊ አበሳ | tig |
negative | እዞም ከዳዓት ምስወገሀ ንእስያስ ኣብ ግዘ ሃይለስላሴ ኢትዮጵያውያን ምካንካ እንዳፈለትኩም ኣይትሕተቱና ይብሉ ነሮም ሕጂ ከኣ ግምጥል ከም ፊሲ ውኻርያ ዝጨነዎ ከልቢ | tig |
positive | ድምጽካ ኣዝዩ ሰሓቢ ቆጽሎ ኣጆካ | tig |
positive | ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኺ ቀጽልዮ | tig |
negative | ጋሀፍ አረጊት | tig |
positive | ዋው ብያለሁ ኢትዮጵያዊ ኩዚ ዘፈኑ ውበትህ ድምጽህ ነው የምር በርታ | tig |
positive | እዞም ክልተ የሕዋት ዘለዉዋ ናብራ ኣነን ዓቢ ሓወይ ዘለናዮ ሂወት ኢያ ኣነ ሕማም ኩዑሾ ንሱ ሕማም ፊልም ተጠማመት ኮይና | tig |
negative | ኤካ የኢራብ ክትሃጽብ አንዳወኣልካስ ሰላን ትብል ቅርናካ ሳሕሳሕ ሰነፍ ከዳሚ ብካ ዘይመጻካ ስቅ የማይመስል | tig |
positive | ኡፍፍፍፍፍ አሁንስ ምን አለበት ትግረኛ ብችል ወይኔ ዝብየ ሳይገባኝ ግን እባየ መጣብኝ ናሆምየ ይመችህ ውዴ | tig |
negative | ንስነ ጥበበኛ ስነጥበበኛ ዘብሎ ብቃንዛ ህዝቡ ዝቁንዞ እንበር ንቁስሉ እንተጎዲእካዮ ስነጥበበኛ ኣይኰንካን ነጋዳይ ዩ ኣተሓስባኡ ስለዚ ናትኪ ጥበብ ይትረፈና | tig |
positive | ናሆም ናይ ሙደይ ዩቱብ ቃዉቃዉ ኣቢልካያ ኣጀኻ ኣብ ጎንኻ ኣለኹ ላይክ ሳብስክራይብ ብዝመጻኻዮ ከሕጉሰካ አየ | tig |
positive | ናይ ብሓቂ ጽብቅ ነሩ ጽብቅ ምዝዛም ካኣ ንኩላሃኩም የሕዋት | tig |
negative | ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣብ መስከረም 18 2001 ነቶም ኣብ ኤርትራ ዴሞክራስያውን ሕገ ስርዓት ልክዕ ከምቲ ተልእኾ ናይ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረ ክዝረበሉ ጻውዒት ዘቕረቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራን ህግደፍን ኣብ ዝኣሰረሉ እዋን ዘይተኣወጀ ዕልዋ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራን ህግደፍን ፈጺሙ ኰይኖም እቶም ካብታ መዓልቲ ቲኣ ክሳብ ሎሚ ንኢሳያስ ዝኽድሙ ዘለዉ ከኣ ዘይተቐብሩ ዝቖሰሉ ኢዮም | tig |
positive | ኣዶኺ ሓፍተይ ንሱ ተጋግዩ ግን ኣጆኺ ድንግልናን ዕድልን ነንበይኑ እዩ ኣብ ዓለም ካብ ኩሉ ፍቅሪ ይዓቢ ኣ ጆኺ ንነብስኺ ከም ሓዳስ ጌርኪ ሓድሽ ሂወት ፍጠሪ ካብ ሕሉፍኪ ተማሃሪ ኣብ ጉዕዞ ሂወትኪ ንዓኺ ዝመስል ሰብ ክትረኽቢ ኢኺ ግን ሰብ እንብቢ ባህርያት ሰባት ኣጽንዒ ሰላምን ቅሳነትን ፍቅርን የውርደልና ብሩኻት ይሕዋተይ | tig |
negative | ሰላሊዓ መሸሽ ዝረኸብኩሞ ስኢኖም ጋሻና ኣብ ፊልም ውልቀ ሰባት ምንሻው ኣየዕውተኩምን ኢዩ | tig |
positive | ዓርከይ ኣድኒቐካ ክመውት ኣዝያ ሰሓቢት ደርፊ | tig |
positive | ቆርጫጭ ብታእሚ ጥዕምቲ ደርፊ አጆካ ቀጽሎ | tig |
positive | ብሉጽን ጹፉፍን ስራሕ ኤፊ ን ኤፊ ዝፈቱ ስከ ላይክ ኣሕፍስ ኣብሉሉ | tig |
negative | ስነጥብባዊ ተመስገን ሓደ ሓደ ግዜ እባ ነዚ ፍቅር ኣብርዮ መብረ ይፈቱ እያ ዝገልጸካ ተወከሶ እታ ሕልና ኣበይ ከም ዝገዛኣ ብካላኣይ ግዜ ናይ ሕልና ተምጽላ ትከዎን ተስፋ ይገቢር | tig |
positive | ክክክክ እቲ ዝርኢ ይሕጎስ ንስኺ ድማ መሊእኪ ትጸድቂ እዋይ ሓቅኻ ኢኻ ብኡነት ቀጽልዎ ተስፋ ዘለኩም ሰባት ኢኹም | tig |
positive | ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ንሕና ደቂ ባሕሪ ንነብር ብፍቅሪ ንተስእ ብሓባር ንግበር መዘከሪ ህዝብና ነግሕን ሃገርና ነውጽኣያ ካብ ወጥሪ | tig |
negative | ደግፍቲ ህግደፍ መንደፍ ተበልጽቲ ኤዮም | tig |
negative | ተሃሚሉ ዝኸደ ንስደት ብጭንቐትን ጸቕጥን ይሳቕ ኣብ ፈቐዶ ዩ ቱብ እናኸደ ድማ ጽል ኢ ይብትን እንጣጥዕ እቲ ሓቂ ንሲ ዩ ኣውሮጳ ካብ ሰማይ በሊዕካ ይወርድ ኣሎ ተባሂልኩም ዶ ኣይኮንኩምን ካብ ዓድኹም ክትወጹ ያኖኣ ድማ ጽል ኦም ኣባኹም ኣናሓየለ ይመጽእ ኣሎ ሰምሃር ጅግና ኣብነታዊት ያ ሃገራን ህዝባን ድማ ተሕብን ቐጭ ዘበሎ እንተሎ ድማ መንደቕ ሽወደን ዋላ መንደቕ ኖርዋይ ከይዱ ይግሃጽ | tig |
positive | ያፉ ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ ዩ ከምኡ ውን ጓል ቤኪ ኣይትጥፉኡና በሉ ግርም ኣዘናጊዕኩምና እኮ | tig |
negative | የቀንየልና ጆሲ ሓወይ ሓንቲ ሂስቲ ኢየ ዘይፈልጥ ኣብኪካኒ ሎምዓንቲ ታሪክ ናይ ሃገርና ክንፈልጥ መን ከቅርበልና ይብል ኔረ ሞ ሎምዓንቲ ረኪበካ እስካ ታሪክ ሃገረይ ፈሊጠ ኣነ ውን ምስቶም ንዓና ኢሎም ዝተሰኡ ኣያታትና ኣነ ውን ሂወተይ ቅርብቲ ያ ንብሕጂ ዘሎ ወለዶ ክከፍል እቶም ጽቡቅ ኣፍልጦ ዘለኩም ኣብ ፖሎቲካ በጃኩም ምርሑና ንሕና ውን ሂወትና ቅርብቲ ያ እቶም መንእሰያት ነዚ ጽቡቅ ኣእቲና ዘይምፈልጦ ዘይበለትኒ ሃገርና ኣፍሉጥና በጃኩም ከም ኣያታትና ክንከውን ሃገርና ከነድሕን ዓቅ ኣታ ኣምላክ በጃካ ኢድካ ኣንብረልና እሱራትና ፍትሓልና ሃገርና ሰላም ግበረልና | tig |
positive | ናይ በሃኪ ደርፊ ባጀት ኣስሊ | tig |
negative | ኣነሲ ዋላ ዋላ ዋላ ነብሰይ ኣይኣመንኩን ስብሓት ክዛረብ ክሰምዕ ኣለኒ ክነኣምን | tig |
negative | ባርያን ሰኣልቲኤል ኔሮሞ ደርፍስ በዓል ንስካ እታ ኣብ ዓመት ሓንቲ ግዜ ሃገር ኮይንኩም እግሪ ህግደፍ ምስዓም ከይትጎድለኩም ኢኩም ዓጠርጠር ክትብሉ ሓቂ ትረግጹ ዘለኩም | tig |
positive | ሓደ ተረኺብካ ካብ ውሽጢ ደላይ ነፃነት ደላይ ሓርነት ደላይ ፈትሒ ተደመርቲ በዓል ጋቢሳ በዓል በቀሌ ምስ ህግደፍ ደቂ ሓውቦኦም ተቄረፁ ደቂ ቡዳ | tig |
negative | ሰምሃር ኣቲ ኸዛብ ምስ ስድራኺ መጺኺ ዶ ነዚ ሰብ ተሽክዕዮ ኣለኺ እንበር በይንኽስ ሰፌፍክያ ኢኺ ዳ ዲስ ላይኪ ሕጂ ወን ከም ቀደም ዲስላይክ | tig |
negative | ንስኽን ሓብትኽን ንህዝቢ ኤርትራ ጎዲእክንኦ ኢኽን ደጊም ፈታዊ ዘለክን ኣይመስለንን | tig |
negative | ኣቲ ጎሓፍ ረሳሕ ከይድኪ ጥራሕ ንዓኺን ነዛ ቻነልን ኣላሽ ክእትወልኩም ኢየ | tig |
positive | ዋውው ብሓቂ ነብስካ ትበልዕ ንብዓትካ ትውድእ ፍሊም ስደት ስዲ ስደት ወዲ ከልቢ ምስ ስድራና ኣዕርክትና መትዓቢትና ኣሕዋትና ፈላሊና ዲቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ኣጆኩም ኣምላክ ኣሎ ምሳና ሓደ ማዓልቲ ከርህወልና እዩ በዛ ሎሚ ሰሪሕኩም ዘለኩም ፍሊም ዑጉቡ እየ ግን ኣጆኩም ቀጽልዎ | tig |
positive | ኣታ ኣነስ ኣደንቀካ በቃ ቡጣዕሚ እካ ንፉዕ ዋላ ሓንቲ ጌጋ ዘይቡላ ኣስፍርካያ ኣሎካ | tig |
positive | ጽቡቅ ኣለካ ሕጂ ክከውን ዘለዎዩ ቭራቦ | tig |
negative | ደብዳቤ ኣሰና ድማ ሱቕ ኢልካ ይኣኽለካ ኣይተብዝሕ ሓቂ ተኾይኑ ስምዒትካ ካብ ኢሰያስ ከምዚ በለ እዚ ገበረ ዘሓለወ ተዓጠቅ ኣቃልሕ መንእሰይ ኣብ ዘሓለወ ሃልዩ ይበገስ ኣነን ንስካን ካብኦም ብዘይፍለ ፕሮፖጋንዳ ከም ሻዕብያ የለን ስለዚ ፕሮፓጋንዳ ዘይኮነ ተግባር ኢዩ ዘድሊ ዘሎ ንሱዳናውያን ኣብ ሃገሮም ኮይና ንንዕቆም ኔርና ግን ርኣይዎም ኣብ ውሽጢ ዓዶን ኮይኖም መንግስቶም ቀይሮሞ | tig |
positive | ናኖመይ ሽኮር ነብሳ እያ በዲላ እጽፍ ዝግህ ዝብላ ኣለዋካ ደኪ ኤሪ ኣብ ሽርካ ኣባይካ ዛኣርከይ | tig |
positive | መንግስተ ስማይ የዋርሶ ንስድራቤት ከአ ጽንዓት ይሃቦም | tig |
negative | ጆን ኣይ ትሕመቅ ምስዚ ህዝቢ ክትጻወት ማለት ማና የዋህነት ኢዩ ኣብታ ዝዓበኻላ ድፈትዉኻን ድናፉቑኻን ባጽዕካ ይሕሸካ ወላ ሓንቲ ማዓልቲ ደቂ ባጽዕ ብሕማቕ ኣልዒሎምኻ ኣይ ፈልጡን ኢዮም እመነኒ ምስኦም ከም ቀደምካ ተዓዲምካ ብ ዓጀባ ተጻዊትካ ፎርማ ጭርቃን ዉን ኣለዎም ንስኻ ዉን ኣቡኡ ኢዩ ፎርማኻ ሲረስ | tig |
positive | ወዲ ገብሩ ቡሉጽ ስነ ጥበባዊ ዩ ዕመን ጥዕናን ይሃቦ እዛ ደርፊ ኣብ ውሽጣ ቡዙሕ ብህሎታት ኣለዋ ተባዕ ሰብኣይ ንሓደ ዝጸገመካ ነገር ብኣምሳል ኢኻ ትገልጾ ስለዚ ካብዛ ደርፊ ቡዙሕ ኢና ተማሂርና ኣጆኻ ወዲ ገብሩ ኣንበሳ ክወግሕ ዩ | tig |
Subsets and Splits