label
stringclasses 3
values | tweet
stringlengths 1
3.59k
| language
stringclasses 3
values |
---|---|---|
positive | ትግርኛ ትዓንብብ | tig |
positive | ዋውውውው የዛሬም ልይት ያለ ነው ውድድድድ | tig |
negative | ስማዓኒ እንእዶ ኖሆም ሓወይ እዛ ደርፊ ስ ኣርእስታ ስ ሑቢ ዘይ ኮነስ መለይ ክትብላ ኔርካ መኽንያቱ ኩላ ብመለይ ክትባኣስ በደማችን ሕቤ ኣይሰማዓኩን ሓቀይ ዶ | tig |
positive | ገጽ ንፈትዎም ርኣና ኤፊ ፌቡ ጽቡቅ ስራሕ ከም ቀደምኩም ህድሞና ከ ታይ ድሃይ ኣለኩም ብዛዕባ ደላይ ነብሱ ዓለም 9 ላንጋ ላንጋ ጌጋ ብጌጋ | tig |
negative | ህግደፍ ሰረቅቲ ሑሱራት ጊዜኦም ቀሪባ እያ ደቂ ሸርሙጣ ጓሐፍት | tig |
negative | መቺም ጽቡቅ ስራሕ እንዲዩ ግን እዛ ህድሞና ቲቪ ትበሃል በየኖት ሃገራዊ ንድሕነት እያ ኣይተገልግልን ብናይ ንያላ ዘለዉ ወላ ባር ኪኒዲ ከባቢ ምኽንያቱ ኤርትራዊያን ሓቢርና ከይንሰርሕ ብዓሊትን ሃይማኖትን ክብትኑና ካብ ወዲ መድህን በራድ ዝተላእኩ ኣብ ዓለም ምሉእ ኣስመራ ዝመደበሮም ደቂ ሓደ ዓልየት ኣለዉ ምሳሌ የናስ ፓራዲዞ ሓደ ወዲ ቤት መኻእ ኣሎ ገብረገርግሽ ሽሙ ሓዉ ዘለዎ ኣካለ ሓንቲ ዓይኑ ዕዉር ወዲ ቅሺ ዋይት ሃውስ ገዝኡ ቢንያም ማይ ኣባሻውል ዱካን ከፊቱ ዘሎ እዚኦም ኩሎም ሓሴሲን እንተድኣንቢብክያ ናይ ቀደም ኣጸዋውዓ ሰባሲባ ወዲ መድህን በራድ ህዝቢ ኤርትራ ክበታትኑ ኣብ ኣስመራ ተሄራን ኣለዉ ህድሞና ቲቪ ካብዚኦም ትኾኑ ወላ ካብቶም ተራ ሃገራዊ ዕንወት ኢኹም | tig |
negative | ህጂ ውን ሰላም ኢዩ ክኾነለይ ወዲ ሓጎስ ኢየ ፈዛዝዝዝ | tig |
negative | ትቅፅል ነይሩዋ ዉይ ስደት ኣታ መአስ ዩ ሰብ ኣብ ዓዱ ምስ ስድርኡ ዝተሓቃቀፎሉ እምበር ናፊቀዮ ፍሽ ሓወይ መፀለል ኣብ ስራሕካ ኣወትን ይምነየልካ | tig |
positive | ጽብቅቲ ደርፊ ደስ ትብል | tig |
positive | ማይ ውዑይ ባህሪያዊ ሃብቲ ፍቱን መድሃኒት | tig |
positive | እኛ ወሎዬወች ቆንጆ እኮ ነን | tig |
positive | ኒ ዮንታን ይፍትወ እየ ዝብል ላይክ ወቅጡለይ ክፍትወ ኣነስ ማራ መፀለል | tig |
positive | ክልተ ኣእዛነይ ጭውጭው እሳዕ ዝብለኒ በለ ሻንጋባይ ምውቃዕ ተተጀሚሩ ደኣ ዓይኒ የለ ስኒ የለ እ | tig |
positive | ቅቅቅቅቅ ኣማርኛ ባ ሕወስሉ ጎረቢትና ኣይትሳኣኑ | tig |
positive | ርሑስ ብዓል ፋሲኻ እስኸ ን ኢፕሬም ትፈትዉ 1ክ ካብ ኣስመራ እየ ሓውኹም | tig |
negative | ቆንዳፍ ዓጋመ ለክባጥ ወዲ ወልደ ገባ ክሽርሙጣ ክብላ ወሊደናኩም ዶ ኣዴታትኩም ሒጂ ነዓና ድቃስ ክትከለኡና ከይንኩም ክንገረኩም ኣለዎ እንበር እቲ ሓቂ ወዲ ኣድጊስ ዒሉ ዲዩ ዝብሃል | tig |
negative | እቲ እንጅነር ኣብ ሎተሪ ዲካ ተዓዊትካዮ ቁሩብ ከማን ኣይትሐስብን ወድዛ ለማኒ | tig |
negative | ኣትን ኣእዱግ ታዳነክን ንስክ ምግምሻሕ ዝለመድግን ናኣና ክተፀርፈና ናይ ኢሳያስ ዎዮ ጠንባር ናቱ ቅርሺ ኣሚንክንስ ጎንደር ክትፀርፋኣ ንባዓልክን ዘይተኣረምክንስ ጋሓቡ | tig |
positive | እቶም ደለይቲ ፍትሒ ነዞም ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ከነቃልዖም ይግባእ ብሃገርን ህዝብን ይጻወቱ ኣለዉ | tig |
positive | ኩሉ ኣብ ጎድንኹም ዩ ኣጆኹም ኣይትሕመቑ | tig |
positive | ጋል ዝምዕዳ ኣይትፈቱን ኢያ ሓቁ ድዩ ድኣ እዚ ሓውና | tig |
positive | ንገርዋም ነዞም ሓለምቲ በሕሪ ኣሎና በልዎም ዞም ደቀይ ደቅመን ዲኹም ባሕርሑም መሪትኩምን ኣውተሕልፉ አንበር ንሪኦም ኣለና | tig |
negative | አንታ ክንደይ ይፅብቅ ምስ ጨፍጨፍቶም ተሓቛቒ ፎም ይስዕስዑ በትክታት | tig |
positive | ሰላም ንዓኩም ተሌቭዥን ኣሰና ብመጀመርታ ኣብ ስራሕኩም ሰናይ ወሰላም ዝሰፈኖ ዓቢ ኣሳልጦ ይምነየልኩም ነዛ መሰጅ ገዜኩም ሰዊእኩም ከምተንብብዋ ሰለዘይጣራጠር ነዛ ጽሑፍ ንምንባብ እተጥፍእዎ ግዜ ብልቢ ከመስግነኩም ይፈቱ ቀጺለ ሕቶ ኣለኒ ናብ ሕቶይ ኽሰግር ህዝብና ናባኩም ዝኮነ መልእኽቲ ወይ ሕቶ ኽሰድድ እንተኮይኑ ብከመይ ኽሰደልኩም ይኽል እዛ ሕቶይ ተገዲስካ ኽትምልሰለይ ተስፋ ይገብር ከም ትምልሰለይ ውን ኣይጣራጠርን እየ ምኽንያቱ ኽሳብ ሕጂ ኢመይል ዝብሃል ኣይረኣኩን ጌጋይ ይኽለኣለይ ዳኣምበር ነዚ ኽሓትት ዝገደደኒ ናይ ህዝብና ዝኮነ ሕቶ ይኩን ካልእ ኣገደስቲ መልእኽቲ ኣነቃቃሕቲ ህዝቢ ናባኹም ኽሰዱ ቦታ ኽትከፍትሎም ኣለኩም በሃላይ ኢየ እቲ መልእኽቶም ባዶ መልእኽቲ ዘይብሉ እንተኮይኑ ካኣ ብትሕትና ትምልስሎም እቲ ምኽንያት ካኣ ትገልጽሎም ብከምዚ መንገዲ ካኣ ኩሉ ህዝብና ኣብ ጎንኩምን ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝቡ ዶው ከምዝብል ኣይጠራጠርን እየ ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ደላይ ፍትሒ ካብ ሓውኩም ደጀን ተስፋኣለም ወዲ ጎልጅ ኣብ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን እናተመነኩ ኣብ ስርሖም ዓወት ዝተሓወሶ ዓቢ ኣሳልጦ ክህልዎም እናተመነኩ ኣብታ መጻኢት ኤርታራ ፍትሓዊትን ዲሞክራሳዊትን ወነንቲ ምሉእ ጥዕና ኮይኖም ዳግም ኣብ ዓዓድና ተመሊስና ምስ ወለድና ተጸምቢርና ፍቅሪ ዓድናን ሃገርናን መታዓቢትናን ከነስተማቅር ናይ ወትሩ ሕልመይ ዩ እሞ ከም ዝግሃድ ድማ ኣይጣራጠርን እየ ከምዚ ዘገለጽክዎ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ኣኣብ ንደልዮ ዓዲ ተቀሚጥና ፈረይትን ጸገይትን ኽንከውን ናይ ወትሩ ምንዮተይ ኢዩ ሞ ጽኑዕ ርገጹ ደቂ ኤረይ ፍንጫሕ መሰንገለይ ደጊመ ምልኪ ይፍረስ ሕጊ ይገስ ዓወት ንውጹዕ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ | tig |
positive | እወይ ስብአይ ዘግንዬ | tig |
negative | ነሽነሽ ደኣ ጭው ዝበለ ትግራዋይ እንድዩ ንስኻ ከኣ ትግራዋይ እንተ ኮይንካ ኣይትጸርፎን እካ ነሽነሽ ንአካ ይቀርብ ብቤተዘመድ ተደሊኻ | tig |
negative | እዛ ክሊፕ ምስ ረአክዋ ቡዙሕ ስክፍታታት ሓዲሩኒ ደረፍቲ ሃገርና ካብ አብ ዜማን ግጥምን አብ ቪድዮ ይባኽን አሎ ግዜኦም ልክዕ እዩ ሓዲሽ ስታይል ጽቡቕ ቦታ ጽቡቕ ተከዲኖም ክደርፉ ክንርኢ ደስ ይብለና እዩ ግን መጀመርታ ግዜ ሂብካ ክስራሕ ዘለዎ ስነጥበብ እዩ ብፍላይ አብ ድርብ ዘሎ ዜማን ግጥምን ብተብተብ እዩ ተሰሪሑ ጥበብ ጎዲልዎ አሎ አነስ አይተሓጎስኩሉን ብሮ | tig |
positive | ወዲ ገብሩ መጽሓፍ ታሪኽ | tig |
negative | ህዝቢ ኤርትራ ዝኣክል ክብሩን ባህሉን ስነ ንምልኪ ዝሓዘ ክቡር ህዝቢ ልዕሊ ማንም ናይ በላበሎው ወረ ክትብሎ ኣቤት ስርዓት ህግደፍ ትገብሩ ሃገር ናይ ውልቀ ሰባት ኮይና ምስኪን ህዝቢና ተዓቢቱ ተደፊኑ ብውቐ ሰባት ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ኤርትራዊ እንታይ ነጊሩካ ምስ ፍልጠቱ ኮሎ ኣጽኩሞ ኣብ ዚ ዘለናዮ ክፍለ ዘመን ናጽነት ክስእን እዋይ ህዝበይ ኣሕሕሕ ኣያታት እባ ተካሕዶም ሃገር ኣረክቦምና ክንሶም እዚ ኣ ኮይና ኢዶም | tig |
negative | ወይ መጻኢ ንመጻኢ ከኣ ኣቡኡ ክትጸንሑ መደብ ኣለኩም ደሓን በሉ ጉዳይ ናይዚ ወለዶ ኸኣ ዘገድስ ኣይኮነን ዘገርም ኢዩ | tig |
positive | ሄሉ ንስኺ ውን ጽጋበይ ኢኺ | tig |
positive | ኣበይ ቀላይ እይ እዝይ ከእ ኣበይ ምስ ከደ እይ እትይ ባሕርና ባጽዕ ጽቡቅ ቀጽሎ ትጠፍእ ድማ ኣለካ | tig |
positive | ዋእ እዛ ደርፊ ወገን ውጹዕ ህዝቢ ድያ ወላስ ወኸለ ናይ መንግስቲ ያ ድንግርግር ኢላትኒ ሞ ዘብራሃለይ እንጀራ ኣዲኡ ይብላዕ | tig |
negative | ተጻብኦ ኢልኹም 30 ዓመት ኮይኑ ስቅ ተትብሊ ክልተሽሕን እንታይ ትሃንጺ አለኪ ኤርትራ አብ ጋሓፍ ተቐዲምኩም ምሽ ክትሃንጹ ተፍርሱ ዝነበረ ትአስሩ ትቀትሉ ተሳድዱ እዚ ኢኩም ንስኩም ተአለይልና ሸፋቱ ከተማ ነቶም ውጻዓት ተጋደልቲ ግን አይምልከቶምን እዪ | tig |
positive | ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ግን ትድንጉዩና ኣለኹም በጃኹም ኣይትጥፉኡና እባ | tig |
negative | ኣብዚ በጺሕናዮ ዘለና ዘመን ንእንስሳ ከማን መሰል ተዋሂቡ ከይጸንትን ከይቅተልን ሙሉእ ዕድሚኡ ብነጻ ክነብር ካብ ተጋዳኣይ እንስሳ ታዓቂቡ ይነብር ኣሎ ንሕና ኤርትራውያን ድማ ከም እንስሳ ከማን ተቆጺርና መሰል ነቲ ናጻ ኮይና ክንነብር መሰል ጸጋ እግዚኣብሔር ዝዓደለና ከማን ኣብ ዓድና ኣየስተማቀርናን ኣይራኣናን ብሓደ ትግራዋይ ኢሳያስ ቀታሊ ነቲ ዝከበረ ወድኣባት ኤርትራ ከጽንቶ ከሎ ትም ኢልና ንዕዘብ ኣለና ብዘይ ንሕሲያ ድማ የጥፋኣናሎ | tig |
positive | ንስኻ ውን ንዑኡ ዘይትብርሆ ናይ ሕማመይ | tig |
positive | አዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ናይ ተሓጋስ ነቢዐ አዞም ቆንዳፋት ኣማሓሩ | tig |
negative | ብሓቒ ማይኮ እዞም መበገሲዕምን ዓዶምን ዘይ ተፈልጡ ብስም ህዝብን ሃገርን ዝሽቕጡ ለሓስቲ ብያቲ ንሕና እዛ ሃገር ብዘርባ ወይ ለሚና ኣይኮናን ረኺብናያ ኣሽሓት ሓበንን ብሉጻት ከፊልና ኢና ኣምጺእናያ ንኽንሸጣ ይኹን ክንልውጣ ኣይ ኮነን ክትሓስብዎ ክትሓልምዎውን ኣይነፍቕድን በለለይ እንተ እቶም ተስብ ኣቦታትኩም ኣያታትኩም ትህበኑ ብ አርትራውነትኩም ትኾርዑ ደቒ እዛ ፈቓር መረት ድማ ንእስነትኩም ኣጀኹም | tig |
positive | አሜን አሜን አሜን ንዓካም አብ ሂወትካ ሰላም አብ ሰራሕካ አሳልጦ ንምነየልካ | tig |
negative | ኣቲ ለሓሲት ብዘይ ንቡር ትግበር ለማኒት ኣረጊት ንቀደም በሉ ኣቲ ገፋሕ መነዲኪ ኢዩ ከ ጋለይ መነዲኪ ኣቲ ዘይ ጥዓመ ይጥዓማ ኣቲ ገፋሕ ንሃቦም ኣቲ ባራንዳ ንብጾታ ጃምዓ ሎሚ ዶ ሳላ ሂግደፍ ሰብ ኮንኪስ ሂግደፍ ከኣ ትብሊ ኣለኪ ደርፍኪ ገዛኪ ዓጺኪ ስምዕዮ መነዲኪ ኢዩ ከ ጺሕፉልኪ ፎፎፎፎፎፎ ኦኦኦኦኦ ጺሕፉልኪ | tig |
positive | ኣደይ መዓረይ ኬፍ ዘለዋ እዛ ቆልዓ ድምጻ ኬፍ ዘለዎ | tig |
negative | ፍቕሪ ዓማጺ ነሽነሽ ነዚ ኣ ክትጣበቀላስ መፈረካ ኖ ኣስኩት ዘይሰገአት ይቅረታ ዝኣመስለ ኢንታይ ጸገማ ደሓር በጽቢጽኩሙና ካለን ኢኪካ ጀመሪ መኒዩ ፈታዊ ነብሱ ቲቢል ነበርካ ሂጂ ትግምጠለና ቅጫ መቅሎ | tig |
positive | ወልዱ ጅግና ኤርትራዊ ደስ ዘብል ሓሳብ ኣቕርቡ | tig |
negative | ኣብዛ ደርፊ ግጥሚ ሰሪቅካኒ ኣለኻ ኣቢ ኣይትግደድን ይቅሬታ ደንጊካና ይጽበየካ ኣለኹ | tig |
negative | ምናቹ ነው ከናንተ ቃልም ኣንድ መሆን የለም እኛ ትግሬዎች ዎች የብቻችን ይሻለናል ስው ኣማራ ስሆድ ወደ ትምህርት ገድላች እያላካችሉን ኣንድ እንሁን ትላላቹ | tig |
positive | ፍቅራዊት ገነት | tig |
negative | ዋና እዛ ቻነል እንታይ ኮይንካ ዳኣ እታ ናይ ዓብዱራሕማን ድምፅወ ኮመንቲ ከመዘይ ጻሓፍ ገሪካዮ ኦርዮን ሳልሕ እካ ደቂ የውሃንስ ወይ እዚ ብጽብጽ እሰያስ ወዲ ሃለቃ ኣይኮነን ኦርዮን ሓልሕ እካ ኣማዛዚኑ ዘከይድ ሰብ እዩ ሕሰበሉ ቻነልካ ኩሎም እቲ ሳብስክራይ ገርሙልካ ዘለዉ ከይመልስዎ ኣንታ ቫይረስ | tig |
positive | ቀወጠው እኮ ወዮ ወዮ ወዮ | tig |
positive | ጹቡቅ ስራሕ ግን ሓደ ሓደ ግዜ ኮይኑ | tig |
positive | ከመይ ደስ ትብል ፊልም ኢያ እዚኣስ ተዋሳእቲ ከም በዓል ሄቨን 1000 ይኹናልና | tig |
negative | ኢቶም ከይትህቡኒ ላአይክ ዝገብሩኡ ዘላዉኡ ነአቲ ላአይክን ዲስ ላአትክን ዘአይፊልቱኡ ኢዮም ልብናአ አቦ ፍቅሪኢ ወቱሩኡ አብ ልብና | tig |
negative | ደሓን መዓልትክን ኣብቂዑ እዩ መን ይፈልጥ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ንራከብ ንከውን ንሕና ጸጊምና እምበር ተሃሚልና ኣይኮናን ወጺና ክንብለክን ደቂ የውሃንስ ጽሉላት | tig |
negative | ደስ ይበልኹም ኣይትፍራሕ እንታይ ኣፍረም ኣለካ | tig |
positive | ዴብየ ትዳር አለህ ወይም ሶበጣም ደስ የሚል ዘፈን ነው | tig |
negative | ቀሪቡዩ ዝመስል ዘሎ ግዜ እዚ ርእሲ ቢከሪ ክም ሎሚ ስሒቀ ኮ ዘይፈልጥ | tig |
negative | ወይ ሃገረይ ቁርጥምጥም ኣቢሎሙኪ በቃ ዘሓዝን ነዚ እዮም ኣቦታትና ተሰዊኦም | tig |
negative | ኣብ ዒቤትካ ኣዪጸዪቀልካ ትርጉም ሰላም 101 ደሞ ሕጂ ንዓኻ ከነረደኣካ ኬና ሸያብ ኣይትጸውዕ በዓል ልቦና ጸውዕ ዝበሉ አቦታቲና ከምዚ ናትካ ምስ ኣጋጠሞም ክከውን ኣለዎ ተዋረድ ኢሉካ እዩ | tig |
positive | ጽቡቅ ስራሕ ብሓቂ ኣጆካ ቀጽሎ | tig |
negative | ኣሕ ንሕዞ ንጭብጦ እኮ ጠፊእና ኣንታ ኣምላክ ንኣቦና መዋጽኦ ፍጠረሎም | tig |
negative | ናይ ልብያ ቡሓይሊ አብ መላእ ዓለም ዘሎ ኤርትራዊይ ዳሃዮ ፊለጡ ዱላ ጥራይ አይትኩኑ | tig |
positive | ሰብ ኣምንታይ ዘይኣቱ ግዳ ጥዕምቲ ደርፊ ቀጽሎ | tig |
negative | በጃኩም ሃብቶም ህድሮም ካሴት ኪዝርጊሕ አየ ይቢል ኣሎ አሞ ይኪኣል አንበር ኮይኑ ኣጊድዎ ናሆማ ናይ ሕማመይ | tig |
negative | ክትከሉኡኒ ካራን ናይ ሪስክ ዮም ብምዃኖም ናይዝጊ መሕረር ኣቁሲልካኒ ብልጽቲ ፍሊም ሲዶና ካብ ሕጂ ፍቕርኻ ጀሚራ ኣላ ኣጆኻ ናይዝጊ ወናኒ ናይ ዚ ባር ክትሽለም ኢኻ | tig |
negative | አቲ አነ አብ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ መደብይ አብ ፈጻሚ ይመርሓለይ ኔረ ብዛዕባ ጀብሃ ጽቡቅ ኔሩ ክትብል ንስኺ ኣብተን ማሕብር ደቂ ኣንስቲዮ በብቅያሩ ክዳውንቲ እንዳቀየርክን በጀካ ቡን ምስታይ መሪሕነት ተጋድሎ ውግኣትና ደም እንዳፈሰሰ ገዲፎምና ዝኸዱ ኣሕውትና ብሰንኪ ማኪ ተሰዊኦም ናይ ጀብሃ ተዛሪብካ ትራፊ | tig |
positive | ኣብዚ ኣለካ ቃላት ኣጋላልጻ ኣንበሳ ወዲ ኤሪ ጻዕዳ | tig |
positive | ተባዕ ኣቦ ሓቂ ዝኾነ ስነ ጥበባዊ እዩ ወዲ ገብሩ | tig |
positive | ማኩ ከይስብለካ ዋእ ኣክፊእካ | tig |
negative | ነሽነሽ ደኣ ጭው ዝበለ ትግራዋይ እንድዩ ንስኻ ከኣ ትግራዋይ እንተ ኮይንካ ኣይትፈልጣን እካ ነሽነሽ ነዓካ ይቀርብ ብዘመድ ተደሊኻ | tig |
positive | ዋው ፅብቂት ደርፊ ኣጆካ ኣይትስማዕ ዘርባ ስብ ቀፅሎሉ ሰበይ ካብዚ ዝበለፀ ሒዚካ ትመፅእ ብተስፍ ንፅብ ግን ዋላ ኣነ እይ ኣብ መንጎ ፍቁራት ዝኣቱ ስባት ኣይፎቱን ይ | tig |
positive | ንያት ሽኮር ጽቡቁ ኣለኪ | tig |
negative | ኣነ ኩሉ ግዜ እዛ ደርፊ ይሰምዓሞ ዋላ ዋላ ኣይርድኣንን እንግሊዝ ድየ ወይ ትግርኛ ይሰምዕ ኣለኩ እንታይ ይበሃል ደቀይ እዋእ | tig |
negative | ምሺ ነጂስ | tig |
positive | ትግርኛ ሙዚቃ ውስጤ ነው የሚስማማ ላይክ | tig |
positive | ደቂ ትግራይ ሙቀራት | tig |
positive | ጆሊ ዘይከደውትኒ ጆሊ ዘይከደውትኒ ጆሊ ዘይቀደውትኒ ቆጽሎ ሽማይ ጅግና 00 | tig |
negative | ኣታ ኡይይይይይይይይይ ህዝበይ ተበራበር ተንስእ ተበራበር እቲ ጸሊም ታሪኽ ከይድገም ሃገርና ኤርትራ ብጎሓላሉ ከይትሽየጥ ንተንስእ ንተንስእ ንበገስ ንበራበር ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ ንበል ነበራበር ኤርትራዊ ሓወይ | tig |
negative | አታ ጌርዋ ክሓፍረሉ ለል የብልካ ለል | tig |
negative | ነርኪ ከመዓልካ መርዓት | tig |
negative | እዋይ ምንያ ኾለል ዜሮም ዜሮም ጥ ኡላውነት ሃገራውነት ክብሉ ኣብ ሽንኮለል እዮም ዝኣትው በጃኹም ንኢታይ ንበሎም ሓደ ካብዚኦም ክተርፍ የብሉን ጽርግርግ ኣቢልካ ምጉሓፎም ሓድሽ ወለዶ ክትካእ ኣለዎ ካብ ተሓታትነት ነጻ ክትከውን እያ ትፍትን ዘላ እዋይ ኣነ ሃገረይ እዋይ ኣነ ህዝበይ | tig |
positive | ወዲ ቀሪን ኣምበሳ | tig |
positive | ክክክክክክ እዋይ ሞይተ ሰሓቕ | tig |
negative | ኣምላክ ይርኢ እዩ ህዝብና እሕዋትናን ኣብ ዓለም ገኒኑስ ኣቱም መዳኸርቲ ሕጂ ኸ እንታይ ክትብሉ ኢኹም ሰብ እንዳ ዓነወት ሃገር ጽቡቅ ኣላ ትብሉ | tig |
negative | ተመስገን ያረድ ከም መንእሰይ መስተውዓልን ዘይኮነ ንነገራት ከመዛዝንን ክምክትን ዘይክእል ከም ባህሪ ፈራሕ ኣድሓርሓሪ ካምእታ ዝራሓቀት ክጥምታ ዝክእል ካብ ሰሙን ኣይትሓልፍን እያ ደንጺ ህዝቢ ክዕፍን ዝፍትን ከባቢኡን ኣናባብርኡን ዝጠለመ ካብ ሚልዮናት ህዝቢ ተለኣኪ ናይ ሓደ ውልቀ ሰብ ክከብው ሳንቶስ ባርያ ክከውን ዝሓረየ ይቅሬታ ክሓትት ዘይክእል ኣቓራርባ ዝባህሪኡ | tig |
negative | በቃ ደሪፍኩም ክትበልዑ እምበር እንታይ ትደርፉ ኣለኩም ትመስሉ ኢኹም ሙካን ገንዘብ አዩ እምነትኩም ተበለጽቲ ብዝኾነ ቁሩብ ሕሰቡ | tig |
negative | ኣየ ወዲ ትኹል ሓዊ ሓዊ ዝጨንዉ መንእሰያት መልመጺ ሕጂ ብምድማር ሰላም ደዊልካ ኣንታ ሕልና ኣልቦ ዘይ ናይ ኣቦታቱ ዝወረሰ ድቃላ ፈታዊ ነብሱ ደሓን ክወግሓሉ እዩ እዚ ህዝቢ ንስኻ ውን ግዝያዊ ኢኻ ኣብዚ ዓለም | tig |
negative | እዋይ ናይ ደገ በለም ኣብ ደገ ዝነብር ኩሉ ሃፍታም ይመስሎም እዚ ሞኽባዕቲ ዲዩ መጽሞቂ ገድል ከም ገለ ዓይነት ጥሙዙሕ ክጽላኣኒ | tig |
negative | ኣታ ኣዝማ ድኻ ብምንታይ ኣዝመረ ትሓስብ ዘለኻ ብትግርኛ ኢንዳ ተዛረብካስ ትግርኛ የለን ትብል ከመይ ዓይነት ደንቆሮ ኢኻ ታ ንስኻ | tig |
positive | እንኳዕ ዳሓን መጻኩም ደቂ ኤሬ ሽኮሪናታት ትፅቢት ነዊሕና ኔሩ | tig |
positive | ክፍሎም ጅግና እንካ ብድሓን መጻካ ያ ጀምዓ ደልይቲ ፍትሒ ብሺም ክፍሎም ላይክ | tig |
positive | ርሑስ ኣውደኣመት ንኹሉ ኣማኒ ክርስትና ከምኡ ውን ንፊዮራተ ሽኮር ዌል ካም በዚ ኣብ ባህልና ዘተኮረ ደርፍታትክን እዚ ሙቁር ድምጽኽን ባህልና ከይሃስስ ዓብዪ ተራ እዩ ዝጻወት ሶ ኣጆኺ በርትዒ ላቭ ዩ | tig |
negative | ሰምሃር ናይዚ ዓንዳፍ ሰብኣይ ከይኣክለና ልብና ኣቕሒርክንኦ ህዝቢዩ ነባሪ ኣበይ መኣስ ብዜገድስ ይቕረታ ንህዝቢ ምሕታት ኣገዳሲ ኮይኑ ይስምዓኒ ካብኡ ሓሊፍና ግን ጥበብ ተባዕ ሓቐኛ ሰብ ዩ ዝደሊ ኣይኮነን ንሓደ ንሓደ ከተሐጉሳ ክትብላ ብጥበብ ናሓሰኽን በጃኻትክን ዓዕ ናበልክን የእዛና ኣይትጽማና | tig |
positive | ናይ ብሓቂ ከምቲ ዝበልካዮ ንኣብራር ደጉተር ይኹን ፕሮፌሰር ይውሕዶ እምበር ኣይበዝሖን ንኣብራር በቲ ዝገበርኩምሉ ኣቀባብላ ትምስገኑ እንተኾንኩም ነብራርግን ፍሊቲ መኪና ኣይኮነትን ፍሊቲ ነፋሪት እውን ኣይትዓብዮን | tig |
negative | ፎዝያ ባንቡላ ምንያ ኮለል እንታይ አምጺኡዎ እዝ ኹሉ ከርተት እቲ ሕቶ ብቅዕት ብቅዓት የብልክን ሃገርና አብ ከመይ መራሕቲ ወዲቃ ከምዘላ ንምግማቱ ቀሊል እዩ ብዝይ ህዝቢ ሃገር እንታይ ትርጉም አለዎ ሃገር ክተድሕን ህዝቢ ክጠፍ አለዎ ድኻምናን መስዋእቲ ይሕዋትናን አራኺስኩሞ | tig |
positive | ወዲ ቐሪን ጅግና ትግርኛ ብሓደ ኢዩ ልምዓትናን ካብ ቀደሙ ስርሓሉ እንዳ ሓደረ ከሐጉሰካዩ ኣግኣዝያን ንሕነ ከመ ኣበዊነ እቲ ቅኑዕ ፍቕሪ እዩ ዝስዕር እምበር ባሕርና ዝመጣጠሩ ኣእዱግ ኣይደለናን ካብ ቀደሙ | tig |
positive | እዚ ወዲ ናይ ብሓቂ ድዩ ጸያፍ ወላ ኣብዛ ፊልም ጥራይ እዩ ግን ካኣ ኣብ ክንደይ ጸያፍ ኮይኑ ድዩ ክዋሳእ | tig |
negative | 10 ካብ 100 ሂበያ አለኩ ፍሊም ኤርትራ ሞይታ ቀባሪ ትደሊ አላ የሕዋት እንታይ መልእክቲ ተረዲኢኩም ካብዛ ፍሊም ዶ ክንብላ | tig |
positive | ኣሕሕሕሕ ቆርጫጭ ኣዘኪርካና እኮ ብሰንኪ እዚኦም ጠላማት ትምህርትና እወ ኣሰናኺሎምና በሓቂ ዝነኣድ ስራሕ00 | tig |
positive | 5 37 ሰይ ሰይ ሰይ ዕልልልልልልልልልልል ጽራይ ጓይላ ኣጆኻ ብህልና ጥዑም ንፉዕ ቕጽሎ ጽቡቕ ጊረ ክኣ ክስዕስዐላ እየ | tig |
positive | ድስይላል | tig |
Subsets and Splits