label
stringclasses 3
values | tweet
stringlengths 1
3.59k
| language
stringclasses 3
values |
---|---|---|
negative | ቀራቶ ሓንቲ ደረፊ ዓጋመ መዋእልኩም ክትዛረቡ | tig |
positive | ኣዝያ ኣዝያ ደስ ተብል ደረፊ ዜማን ትሕዝቶን እንታይ ክወጾ ደርፊ ትግርኛ ክሳብ ክንደይ ምዕሩግ ምዃኑ በቀራርባኹም ደጊምኩም ኣረጋጊጽኩምልና | tig |
positive | ብቛንቃ ትግርኛ ትኮርዑ እስኪ ላይክ ኣጋራጭው ሃምቦፍ ቅቅቅቅቅ | tig |
positive | ጹቡቅ ስራሕ ሮቢ ኣጆካ ቀጽሎ | tig |
negative | ጉዳምኛ እኪ ኣቤት ክትጭክኒ ዳሃይ የሕዋተይ ሽታ ማይ ኮይንኒ እዚ ኩሉ ቃላት ስቅ ኢልኪ ትፍንዊ ኣክንዲ ስምሃር ከየድፍራ የዕብይ ልቢ እዚ ደበና ከይዘንብ ኣይተአትዋ ውሕጅ ከይወስደኪ እንዳ ሳሓቐ ቆርበትኪ ኣይተርጉዲ ግዜ እንዳ ረቐቐ ሎምስ ኣይንብልን ስቅ ከም ወትሩ ሎሚ ሎሙስ ህግደፍ ቃላትኩም ከመይሲ መሪሩ ንሕና ከፊኢና እቲ ናይ ናፍቆት ዕዳ ዘይሙሱል መሲለን ኣዴታትና ተሰኪመን ማዳ ኣሕ ኣሕ ፈታዊ ነብሱ ዶ በልኪ ኣቲ ዘርኢ መርገም | tig |
positive | እወ አሰይ አሰይ ሕጂ መቀረ ወዲ ትኹል አንበሳ | tig |
negative | ኣቦሓጎይ ሎምስ ህዝበይ እንተ ትብሉ መምሓረልኩም ኔሩ ሃገር ዳ ብዘይ ህዝቢ ይትኣረመለይ ካብዚ ንላዕሊ እንታይ ክትከውን ወይስ እታ ሃገር እግሪ ኣውጺኣ ክትስደድ | tig |
positive | አቤትትት ድምጽህ ዋውውውው ነው እስታይላቹም ያምራል አይይይይይይ ኤርትራዎች እደው ሁሉ ነገራቹ ልብ ይማርካልልልል | tig |
positive | ፅቡቅ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና | tig |
positive | ኢላካ ነይረ ቶማሲኖ ቅድሚ ሕጂ ኣይተድጎየኒ ጥራይ ሕሰበሎ | tig |
positive | አሰ አሰ ኤረይ ዓምብብን ለምልምን | tig |
negative | እዋይ ፍክሰት ኤርትራ ዶ መፂኹምለይ ተደመርቲ | tig |
positive | ሓዉ ተመስገን ያረድ ጂግና ኣበርክቶኻ ኣብ ታሪኽ ከምቶም ን ሰውራ ኤርትራ ብጥበቦም ጌሮም ዘዐወቱ ሲነጥበበኛታት ገድሊ ህዝባዊ ግንባር ከሙኡን ልዕሊኡን ክጽዋዕ ዩ ዓቢ መንደቕ ዲክታቶር ኤሳያስ ኣፈወርቂ ሃደሽደሽ ኣቢልካዮ ኣሎኻ ሞ ተዓወት | tig |
negative | ሁለት እራስህን ተግናኝተው አል ሃሃሃሃሃሃ | tig |
negative | ያኢ ካባኪ ሲ ተማሂርኪ ሂብክኒ ሓሊፉ ትጽናሕኪ | tig |
negative | ሓጥያትና እንዱ ሎሙስ ምክንያቱ እኩይ ሰብ ብዘይ ውልዉል ጌጋ ከምዘሎ ከይንነግሮ ምስ ተፈራሒ ምስ ሓያል ምስ ዘማዊ ምስ ሓሳዊ ወጊና እንሆለ ዓስቢ ሓጥያትና ንሰይጣን እሰያስ ጽቡቅ ኣሎካ ምብላና ዓውድና ነሓፍስ ተሕዝና በሓደ ንሰምር ጥፋትና ከም ዋሓዚ ዛራማይ ይውሕዝ ኦ አምላከ እስራኤል ንደቅኻ እስራኤል ድሕሪ በደሎም ሓጥያቶም ተመልሲካዮም እካ እሞ ምስድራክን ንሓጥያተኛታት ዘመውቲ ሰኸርቲ ኣልቦ ፍቅሪ ተባኣስቲ ተተፍነንቲ ደቅኻ ኤርትራውያን ተመለሰና ካብ ነንሕድሕድና ምብልላዕ ሓጥያትናን ትርግታ ጨካን ኣራርሂካ ሃገርና ሰላም ግበር ኡፍፍ ክምዚ ዛንታ ኣብ ሕወተይ ትርኻ ልቢ ወለድ ምኻኑ ጥራይ ምኻኑ እየ ዝፈልጥ ለከ ሃገረይ መቓብር ኡትዮጽያዊ እያ ዓሕሕ | tig |
positive | በቀዳማይ ዝወጸት ከ ኦሮማይ | tig |
positive | ሎሙስ አንዳጋነንኩሞ አንበር ጹቡቅ ነሩ ብዝኮነ ካብ ባህሊ ወጻኢ ኣይትግበሩ | tig |
negative | ኡፍፍፍፎ ትዝታታታታ ጓና መሓዛይ ኣስታዊሰ ይኣኺ ኣይስደትትት | tig |
negative | ብሰንኪ ሓደ ሰብ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ባሕሪ ሳህራን ይሃልቕ ኣሎ ዓኽ | tig |
negative | ዲክታቶር ከዳሚት ርእሲ ንዛ ጋል | tig |
positive | ትግራዋይ ኩሉ ግዜ ዕውት | tig |
positive | ብሽም መታዓቢቲ ዝባን ስንቀይ ሕፍስ ዝበለ ላይክ ሃቡሉይ ናሆመይ መሐጎሰይ | tig |
positive | ዋውውው እንቃዕ ድሓን መጻኹም ብሩኻት ብጥዓሚ ጽቡቕ ትኸይድ ኣላ ኣጀኹም በሉ ቀጽልዎ እቲ ላይክ ከኣ ኣይነውሕደሎም የሕዋት ብሩኽ ቀዳም ሰንበት ይግበረልና ኸኣ ሰናይ ምክትታል | tig |
negative | ኣንቶም ሰባት እንታይ ዓይነት ዕድል ዩ ዘለና እዋይ ናትና ኣከባቢ ፕእእእእእእእእእእእ | tig |
positive | ኣጆክን ኣዴታት ውጹዕ ህዝቢ ንስኽን ኢኽን ናይ ብሓቂ ኣዴታት | tig |
positive | ዕድመ ክልምኖ ንፈጣሪ ክትነብርለይ ማማ ከይትኣርጊ ከይትምቂ ብናፍቆተይ | tig |
positive | ሕጂውን ጽቡቅ እዩ ኣብዝቅጽል ድማ ካብዚ ንላዕሊ ክተቅርበልና ንጽበ | tig |
negative | ኣክሱማዊ ኣግኣዝያን ኣየናይ ትግራዋይነት ኢዩ ኢጣላውያን ዝሃቡና ብዘዓባ እቲ ኤርትራ ዝብል ስም እንተኾንካ ጣ ሞ እንዶም ኢኻ ተነጽር ዘለካ እንቶ እቲ ዪንቨርስቲ ትብልዮ ዘለኺ ከኣ ይንቨርስቲ ስለ ዘየለ ከይተመሃርና ኣይተረፍናን እኳ ደኣ ልዕሊ እቶም ትምክሕሎም ዘለኹም ትግራይ ድዮም ዋላ እትዮጵያ ብርእስና ንነብር ሓርበኛታት ኢና እቲ ኩሉ ጸርፊ ኣውሪድካዮ ኪዮ ዘለኺ ኣብ ይንቨርስቲ ስለ ዝተመሃርካ ዲዩ ዶንቆሮ ጠዋይ ልቢ ከም ሰብ ደኣ ጽቡቕ ከይትሓስብ | tig |
positive | ራሻ ሕጂ ኣሳጉማኻ ጥራይ ወስኸሉ | tig |
positive | ግጥሚ ግን ቁሩብ ፍኹስ ኢላ እንተ ዜማ ሞ ዝወጻ የብላን | tig |
positive | ሕቶ ንምንታይ ሲንግል ኮይንካ መልሲ ዓራተይ ንእሽተይ ስለ ዝኾነት | tig |
positive | ኣብዚ ኣለኻ ተባዕታይ ኩሩዕ ትግርኛ ከም ኣቦታቱን ኣያታቱን ሪመይ ዝብል | tig |
negative | ኢስያስ ኣፎርቂ ንዓካ ካሪጁ ክነብር ኣሎ አዚ ይመጽዩ ደም | tig |
negative | እዋይ ኣነስ ሊዒሊ ኩሉ እዞም ኡስራት ክዝክር ከለኩስ ይነብዕ ኡፍ እምላክ ኣባይ ፍቲሒ እርዶሎም መሳኪን ነጽነት ከምጹኡ 30 ዓመት ንፍቲሒ 30 ዓመት እብ ስቃይ እታይ ገደሰኒ ከይበሉ ዒዲምኦም እብ ኣብ ከርተት መእሰርቲ ንዓና ነዞም ዲርባይት ህዚቢ ኩብሉ እዋይ እነ ኦቦታታይ ኣዓሕሕ እፍፍ | tig |
positive | ኧረ የሚተረጉምልኝ ሰው አለ ዘፈኑን ወድጄው ልሞት ነው | tig |
positive | መርሃባ መርሃባ ሰባይ ቖርጫጭ ሓወይ ነባሪ ህዝቢ እንበር ነባሪ ምልኪ የለን ቐሪብና ኢና | tig |
negative | ሰሚዕናልካ ሓጎስ ብኻ በቲ ግኑፍ ጠፊእካ ግኑፍ ኣብ ማሙቅ ኣብ ሙቾት ሰፊርካ እባ ጽቡቅ ኣላ ዓዲ ምባል ግርም ፈጣጥ እኒዓል ለካብጥ | tig |
positive | ህዝበይ ዩ ኽብረተይ ኣሜን ይግበረልና ሓወይ ናተይ | tig |
negative | ቕ ደ ድ ደ ደ ኽብል ተለኺቱ ቾይዝ ብደ ደ ቀይርካ ዓረውረው ኣይትበል | tig |
negative | ሽሕ ግዜ ናጻ ኣይትሓዋውሱ ወላ ትኩን ሃገርና ተፀሊለ ተጋሩ ብሕጂ ተማሓዲርና ማለት ዘበት ኢዩ | tig |
positive | ወዲ ህዝቢ ኪሮስ | tig |
positive | ሰዳናዊያን ዳ ብትግርኞ ክደርፊ ጀማረም | tig |
positive | እንቋዕ ብዳሓን መጻኩም ደቂ ኤሪይ ኩሉ ዘጽብቀሎም እዞም ደቂ ኤሪይ ናይ ከተማ ገጠርን ኮንኩም ክትዋስኡ ኮለኩምስ ከምሕረልኩም ብፍላይ ከኣ ነዚ ባህልና ሃገርና ሪኢካዮ ዘይትመንዎ ብሙካኑ ንኩሉኩም ኣብዚኣ ስራሕ ዘለኩም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም | tig |
positive | እዛ ጓል ብሓቂ መፀለል እያ | tig |
positive | ድምፅኻ ደስ ይብል በርትዕ ተስፊት | tig |
positive | ዋው እባ ንዓኩም ኣቱም ሽኮሪናታት | tig |
positive | ኣብርህሽ ብገለ ቅልቅል ተበልካና ተስፋ ኣይንቆርጽን ባርያ ኒ ኪሮስ ሓድጊ ገዲፉ ኣብርህሽ ኒ ቶማስ ሓድጊ ገዲፉ | tig |
positive | አረ ያገሬ ልጆች መላ በሉኝ አብያችንን ምን አስነኩብን ባገራችን ፍቅር በፍቅር አደረገን ብለን እነዛ የቀን ጅቦች ምን አረጉብን አብያችንን እስቲ ንገሬኝ ፈራሁ አብይ አብይ እያሉ የቀን ጅቦቹ በቡዳ በሉብን ይሆን እዴ እስቲ ዱአ አድርጉለት ለአብያችን ድምጹን እዲያሰማን ሰላም መሆኑን እዲነግረን | tig |
positive | ከ አቶ ኤም ኤስ ሢኢ አሸነናፊ ሰዩም ግዛው 1 አቶ አሸናፊ ሥዩም ግዛው ጋር ሴርሃር ዮሀንስ ዝያዳይ አዲሱ ሙዚቃ 2016 ኦፊሴላዊ ቪዲዮ | tig |
positive | ኣዝዩ ብሉጽ ትምህርታዊ ሓዘል ትሕዝቶ ዘለዋ ድራማ ምኻና ደስ ዘብልዩ የግዳስ ቁሩብ ሙዚቃ በዚሕዋ ይብል ኣነ ተስፋ ይገብር ብግቡእ ተቀናቢራ እቲ ንጽበዮ ትምህርታ ብቃላት ተሰንዩ ክንሰምዖ ብዝተረፈ ብሉጽን እዋናውን ትሕዝቶ ምምራጽኩም የመስግን | tig |
positive | መብሬ ክክክክ ሕራይ ገበርካያ | tig |
negative | ጀጋኑ ዳኣ ነይርና እምበር ግን እቲ ህዝቢ ምስ ጠለመና ንሕና ካኣ ነብስና ፈተና | tig |
positive | ኮብራ ናይ ሙደይ | tig |
negative | ኢትዩ ነኝ የሚሉ ይገርሙኛል ትግሬ ኢትዩ አደለም ያለው ማነው ደነዞች | tig |
positive | ሰሪሓ እያ ትበልዕ ዘላ ናይስ ሳቢ | tig |
negative | ንሚኒስተር ሽግር ንሕናኮ ንሕዝቢ ይዓቁረካ ሕጊ ሲኢና ኣይበልናን ንሰበ ስልጣን ዝከውን ሕጊ ኢና ስኢና ብሕጊ ደይቡን ዉረዱን ህዝቢ ኣሳትፉ ንህዝቢ ከኣ ኣይትዓምጹ ናጽነቱ ኣይትግፈፍዎ ካብ ኩላትኩም ምኒስትሪታት ጀሚርና ክሳብ ኣማሓደርቲ ዓድታት ኣብ ኤርትራ ገበነኛታት ኢኩም ሰብ ተዘይ ቀተልኩም ዕድመ ወድሰብ ግን በሊዕኩም ብዘይ ሕጊ ኬድኩም ሓሲኩም ኣታሊልኩም ሸፊጥኩም ኩሉ ሰራቂ ንብረት 1 2 3 ዓመት ከምዝእሰር ንፈልጥ ሰብ ዝሰርቅ ሰብ ድማ ንከይ እሰር ንፈልጥ ንኣብነት ኣብ ሓጺር ግዜ ብርሃነ ኣብረሃ ተሰሪቁ መን ሰሪቅዎ ናበይ ወሲድዎ ስለምንታይ ዓሎቅቲ | tig |
positive | ኣይትፀውግዩ ገፅኪ ቀልጢፍኪ ከይትኣርጊ ክክክክክክክክክክክክ ሞትኩ ክክክክክ ክንደይ ከ ደስስ ክብሉ እዮም ውድድድድድድድድድድድድድ እኮ | tig |
negative | ኣየ ማይ ድማ ኣደይ እልኪ ክኣ ኣብ ግዘኪ ንጹሃት ሰባት ኣጥፊእኪ መኣኮር እዛ ኣደይ ኣብ ካልእ ኣዲ ወሊዳትኒ ኣሕ መሳኪን አይንዲመር | tig |
negative | ኣቱም ሰባት ኣዞም ኣንዳ ህግደፍ መን ኢዩ ከሓፍረሎም ገሪምና ኢኮ | tig |
positive | ዘፈንስ ኤደን ትዝፈን | tig |
positive | የኔ ቆንጆ ክፍትዎ እኮ | tig |
positive | ከኣሎ ደኣ ምፍልላይ በኣኻ ኣይተጀመረን ቅድሚ 6ተ ዓመት ዝነበረ ህይወተይ ኣዘክርካን ቀፅለሉ | tig |
positive | ንእሽተይ ሰለሙን ሃይለ መጽይና | tig |
negative | ኣሰና ከይ ኣረጋገጽኩም ኩሉ ግዚየ ምዝራብ ኣይጹቡቁን ሓሰውቲ ኣጸናንዑኒ ኣለኩም በቃ ዙር ፈንቅል ንምፍሻል በጃኩም ኣይተሐፉሩና ዝተጨበጠ ሓበረታ ኣሕሉፉልና | tig |
positive | መርሃዊ ኣዝማሪኖ ያሆ ብሉጽ ስራሕ ወገናተይ ቀጽሎ ወገነይ | tig |
negative | ብቀትሩ ከሎ ዝዓረቦ ኣበይ ኮይኑ ሪዎ ኢዪ ሰላም ኮይኑ ዝብለና ዘሎ ኮንካን ጋልታ ጊን ኣይትሓዝሉ ከሙ ነል ተባሂሉ ኢዪ እምበር ኣበይ ፈቲዪ ካብ ከምዚ ምባልስ ከምቲ ባዕሎም ዝብልዎ ካብ ገዛካ ምዕጻው ኣፍካ ምዕጻዉ ይሕሸካ ጥራይ ንብል ኣሎና | tig |
positive | ዌል ያቆበይ ብሃንጠውታ እየ ይጽበያ ኔረ | tig |
negative | እዘን ኣህባይ መጼን ጎሓፍወን መሲልወን እንበር ሕጂ ክወድቅ አዩ ህግደፍ ነባሪ ህዝብ እንበር ነባሪ ስርዓት የለን | tig |
positive | ምርኣይ ኣብያትኒ ፅቡቅ ምካኑ ካዓ ርግፀኛ እየ ናይ ደቂ ኤሬ እታይ ይዎፆ ስምዑዶ ዎገናተይ ኣቦይ እታይ ይብለኒ ኔሩ ደቂ ኤሬ ለባማት እዮም ሰብ ከይተኮፎም ኣይትንኩፉን ንኩሉ ሓወይ ሓፍተይ እዮም ይብለኒ ኔሩ ሓደ ሓደ ዘለኩም ግን ኣፃር ኣብ ልብያ ዘለዉ የሕዋትና መዋፅኦ ይፍጠረሎም ተበልኩስ ኣብ ናይ ተጋሩ ከይድኪ ከምኡ በሊ እዚ ኣይምልከተክን ዝበልኩምኒ ነይርኩም ኣይንጋገ የሕዋተይ | tig |
positive | ኣቢ ሓቢቢ ኣና ከመይ ዲኻ መቅሰን አንታይ ቅዎጾ | tig |
negative | ምስዛ ዘላ ዓጣሪት ጋል ከጽለኣኒ ስቃይ ይሕዋታ ደይስቆራ ከልቢ | tig |
positive | ተጋግየ ከይከውን እንበር ኦንላይን ዳኣ ኣብ ኤርትራ ኣሎ ድዩ ኣብ ኩሉ | tig |
positive | እንካእ ዶብና ታዓጸወ ዝለሉ ጥራይ ደቂ እረይ ኣብ መሬትኩም ኣብ ባሕርኹምን ዋጋ እና ከፊልናሉ እዞም ኮርናፋት ካኣ እንካእ ተኸልከሉ ንሳ እያ ጎል ጎለይ ንሳ እያ ጉዝጋዘይ | tig |
negative | ቻኪ ከጠፍሳላም የለን ሕግደፍን መንደፍ ውደቅት ንህግደፍ ሰብ ባዕልኹም ክትጠፍእ እክም | tig |
positive | ሰላም ዮቱዮበሮች እሲኪ ፔጄን ቃኙአት | tig |
positive | ሐቃ ኢያ እዛ ሰበይቲ | tig |
negative | ከብደይ ግልብጥብጥ ኢልኒ ንብዓተይ ኦ ጎይታ ጽላልካ ኣትስኣን | tig |
positive | ጆ ሲ መ ን እ ሰ ይ ማ ለ ት ሓ በ ን ና ዕ ድ መ ን ጠ ዕ ና ን ይ ም ነ የ ል ካ | tig |
positive | ወደስቲ ስርዓት ውልቃውያን በራዩ መለኽቲ ስርዓታት ሓለፈቲ ዮም ኣህዛብ ግን ነበርቲ ዮም | tig |
positive | ተሜ ብሉጽን እዋናውን ጥበብ እዩ ኣብቲ ዝቀረበ ግጥሚ ኣዝዩ መሳጢ ኾይኑ እንተኾነ ግና እዞም ኣርኻናት ዘቅረብዎ ሕቶ ሕዝቢ ምበር ካልእ ኣይኾነን ሞ እዚ ገበነኛ ስርዓት ከኣ ኣቀዲሙ ነቲ ባይቶ ኣብ ምፍራስ እዩ ተጓይዩ ሞ ኣበየናይ ባይቶ ጉዳይ ህዝቢ ክዳነ | tig |
positive | ኣበይ ኣለና ወ ኣቤላ | tig |
negative | ስጋብ መዓስ እዩ ከምዚ ኢልካ ንስድራ ግዳያት ጽናዓት ይሃብ ነቶም ኣብ ሊብያ ዘለው ኸኣ መዋፅኦ መዋጻኦ | tig |
negative | ጋዜጤኛ ዓይነታ ከንብቦ ይግባእ ነርዎ ከምዚ ዓይነን ተልእኾ | tig |
negative | ምፍጣረይ ጸሊአ ኣየ ዞም ሩኹሳት | tig |
negative | እዋይ ኣህዋተይ መዋዥኦ ይፍተወልኩም | tig |
negative | ደንቆሩ መን ዲኻ ኣብዛ ረሳሕ ዓለም ትነብርን ትመውትን ዘለኻ ሄዋን ጸዋዒት ጸገም ኢያ ጸዋዒት በላ | tig |
positive | ሳቢ ኣጆኺ ንኺድ ጥራይ | tig |
negative | ጌጋ ጌጋ ኣብ ልዕሊ ሕሙም ኣይብከይን ነውሪ | tig |
negative | ኣንታ መን ኤርትራዊ ዩ ኣብ ስልጣን ዘሎ እኮ ጠፊኡና ነዚኦም ጳጳሳት ከኣ ኣብ ክንዲ ን ኤርትራ ሃገርና ጸልዩ ን ኢትዮጵያ ጸልዩ ይብሉ ን ኤርትራ ንስሓ ኣየድልያን ማለቶም ድዩ | tig |
negative | ገጽኪ ትደምሰስ ድህልቲ ዝተሓተትክዮ ሎኽመኛ | tig |
positive | ብትሪ ንኹንነኩም ነቶም ንኦርቶዶክስ ሃይማኖት ብሐሶትን ሽርሕን ትመርሑ ዘለኹም ፍትሒ ነቦና ፓርትያርክ ኣንጠንዮስ | tig |
negative | ክክክክክ ናይ ኖራን ቀለምን ሰምያታ ተፈቃሪት ሒዝካ ዶ ዘስድኣካ ክትመውት ዊ ተጋላጊልካ ክክ ባዕላ ያ ክኣ ኣድያም ጀግናዬ ይኣክለኪኪኪ በቃ | tig |
positive | ዋውውው መሓሪ ሓወይ ኣጆኻ ቐጽሎ | tig |
negative | ድምጺ ህዝቢ ትርግታ ህዝቡ መጣቅዒ ሓምየን ደርፊታት መጨረሽታኡ እዚ ኢዩ ከቢድ በሰላ ኣለና እዚ ክውሕደክን | tig |
negative | በዓል ንስካትኩ ጨናዊ ኣፍኩም ክሳብ ሕጂ ብራሽ ዘይለመድኩም ኤርትራ ሰብ ከም ዘይብላ ኣብ ዘይትፈልጥዎ ፖለቲካ ሃለውለው ዘይትምሃር ሕጂ ኤርትራ ኣቲኩም ንስኩም እንታይ ትጠቅሙ | tig |
positive | አሜን | tig |
positive | ዋውውው ንቅርቲ ጥዑም ድምጻ | tig |
negative | አንተ ተረዲኡኩም ሲ ብታሚ ሂማክ ሲራህ አዩ አዛ ኮልኣ ኣብዚ ዘላቶ አድመ ከምዚ ዕይነት ሲራህ ትሃልፎ ትምሂርቲ አዩ ምንኣስ ማማ ክትብል ዝግባኣ ኣርኬይ ሰብኣየይ ንካሎት ሂማክ ቲምሂርቲ አዩ | tig |
negative | በጃኹም መልእኽቲ ናኣይዛ ስራሕ ግለጹለይ ብወገንይ ምሃብን መልእኽቲ ኣይረኸብኩን ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ትሕቲ ዕድመ ኣብ ናይ ፍቕርን ተሰነይን ኣይትረኽቦን ኢኻ ነውሪ ኢዩ ቆልዑ ከም ልዕሊ ዕድመ መሰል ኣለዎም ዲዩ ዝብለና ዘሎ ወይ ነቶም ደራፎ ኢዩ ዘላግጸሎም ዘሎ ኣነ ዋጋይብሉን ኣብ ገዛና ከይትረአ ኣጊደያ ኣለኹ ደቀይ ከይርእዩዋ | tig |